ሕቶ በሪ ባሕሪ ምላሽ ንኽረክብ ህዝቢ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ እጃሙ ንምውፃእ ድሉው ኢዩ – እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝቢ ክልል ማእኻላዊ ኢትዮጵያ ሕቶ በሪ ባሕሪ ምላሽ ንኽረክብ ኣብ ጎኒ መንግስቲ ብምዃን እጃሙ ንምውፃእ ድሉው ኢዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር)፡፡
መበል 20 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን…