ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ዓድዋ ኣፍሪካ ባህጋ ባዕላ ክትውስን ከምእትኽእል ዘረጋገፀ ኢዩ- ሙሳ ፋቂ ማህማት Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓወት ዓድዋ ኣፍሪካ ባህጋ ባዕላ ክትውስን ከምእትኽእል ዘረጋገፀ ኢዩ ክብሉ ነበር ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማህማት ገሊፆም። መበል 129 በዓል ዓወት ዐድዋ፥ “ዓድዋ ዓወት ፀለምቲ ህዝብታት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝኾነ ይኹን ኣንፈት ዝነፃፀር መጥቃዕቲ ምምካት ዘኽእል ዘተኣማምን ቁመና ሃኒፅና ኢና – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ኣብ ልዕሊ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ይኹን ኣንፈት ዝነፃፀር መጥቃዕቲ ምምካት ዘኽእል ዘተኣማምን ቁመና ምህናፁ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። መበል 129 በዓል ዓወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈተናታት ብምስጋር ጠንካራ ሃገር ንምህናፅ ዓወት ዓድዋ ክንጥቀም ኣለና-ኣይሻ መሓመድ(ኢ/ር) Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘጋጠሙና ፈተናታት ብምስጋር ጠንካራ ሃገር ንምህናፅ ዓወት ዓድዋ ምጥቃም ከምዝግባእ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይሻ መሓመድ(ኢ/ር) ገሊፀን። መበል 129 ዓወት ዓድዋ፥ “ዓድዋ ዓወት ፀለምቲ ህዝብታት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለያ ሃገራት መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተፈላለያ ሃገራት መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽኒያት ብምግባር ንኢትዮጵያዊያን ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ፥ ዓወት ዓድዋ ፀንዓት፣ ሓድነትን ብሄራዊ ኩርዓትን ዝገልፅ ኢዩ ኢሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ይኽበር ኣልሎ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝርከባ ኤምባሲታትን ኣብያ ፅሕፈት ቆንስላን ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ስነ ስርዓታት ይኽበር ኣልሎ። ኣብ ብራስልስ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ፣ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ሓወልቲ ዳግማዊ ሃፄ ሚኒሊክ ሕቑፊ ዕንበባ ኣንቢሮም Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ መበል 129 በዓክ ዓወት ዓድዋ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ሓወልቲ ዳግማዊ ሃፄ ሚኒሊክ ሕቑፊ ዕንበባ ኣንቢሮም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሌተናል ጄኔራል ኣለምሸት ደግፌ፣ ፕሬዚዳንት ጥንታዊት ኢትዮጵያ ጀጋኑ ሃርበኛታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወለዶ ካብ ዓወት ዓድዋ ብምምሃር ብልምዓት ናይ ባዕሉ ዓወት ከምዝግብ ከምዘለዎ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2025 0 ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ "ዓድዋ ዓወት ፀለምቲ ህዝቢታት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተኸቢሩ። ፕሬዚዳንት ማሕበር ጀጋኑ ሓርበኛታት ጥንታዊት ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን ኣብ ምኽባር እቲ በዓል ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ዓውዲ ርክብ ህዝቢ ፓርቲ ብልፅግና ይግምገም ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2017 ዓውዲ ርክብ ህዝቢ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ሰመራ ምግምጋም ጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)፣ ኣብ ፓርቲ ብልፅግና ሓላፊ ጨንፈር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ብሕክምና ሳይንስ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ብዓውዲ ሕክምና ሳይንስ ዘሰልጠኖም 197 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ካብ ሞንጎ ተመረቕቲ 153 ብሜዲካል ዶክትሬት፣ 21 ብሕክምና ስኒን 23 ተምሃሮ ድማ ብዲግሪ ኣኔስቴዥያን ትምህርቶም እናተኸታተሉ ዝፀንሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሙሉእ ትሕዝቶኡ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፡- እንኳዕ ንመበል…