Fana: At a Speed of Life!

ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ደረሰኝ ኢድ ብኢድ መሸጣ ናብ ስርዓት ዕድጊት ንምእታው እናተሰርሐ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምትላል ዝንኪን ብቐሊሉ ዝፍለይን ብቴክኖሎጂ ዝተደገፈ ደረሰኝ ኢድ ብኢድ መሸጣ ናብ ስርኣት ዕድጊት ንምእታው እናተሰርሐ ምኳኑ ሚኒስቴር እቶት ገሊፁ፡፡ ዳይሬክተር ድጋፍ ክልላት ምጥዕዓም ስርዓት ታክሲ እቲ ሚኒስቴር ብርሃኑ አበበ፤ ደረሰኝ…

ኣብ ማይናማር ዝተዓገቱ 246 ዜጋታት ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማይናማር ተዓጊቶም ዝነበሩ 246 ዜጋታት ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ናብ ሃገሮም ንምምላስ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ኣብ ዝሃቡዎ ሳምንታዊ መግለፂ ብዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ…

ጉድለት ፅሬት ኣብ ዝተረኸቦም 259 ትካላት ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ጉድለት ፅሬት ኣብ ልዕሊ ዝተረኸቦም 259 ኣፍረዩቲ ምግቢ ፣ ኣምፃእቲን ጅምላ ኣከፋፈልቲን ትካላት ስጉምቲ ምውሳዱ በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ፈፃሚት ስራሕ ጉዳያት ስትራቴጂ እቲ በዓል መዚ ፋይዛ ቢያ ከምዝገለፅኦ÷ ቀረብ…

በዓል ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብሄራዊ ተረኽ ብዘጠጠናኽር መልክዑ ከምዝተኸበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ዝተኸበረ መበል 19 በዓል ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብሄራዊ ተረኽ ብዘጠናኽር መልክዑ ከምዝተኸበረ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም፡፡ ኣፈፃፅማ ምኽባር እቲ በዓል ዝግምግም መድረኽ ኣብ ከተማ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምዝገባ መለለዪ መንነት ተምሃሮ ፋይዳ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምዝገባ መለለዪ መንነት ተምሃሮ ፋይዳ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መጀመሪ ስነ-ስርዓት ብመዓርክ ምክትል ከንቲባ ዋና መካየዲ ስራሕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወንድሙ ሴታ (ኢ/ር)፣ዋና ዳይሬክተር ፕሮጀክት ብሄራዊ…

ዓወት ዓድዋ ብሄራዊ ሓድነት ንኽፍጠር ገይሩ ኢዩ – ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓወት ዓድዋ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኢትዮጵያ ካብ ምቕያርን ምጥንኻር ብተወሳኺ ብሄራዊ ሓድነት ንኽፍጠር ከምዘኽኣለ ምሁራን ፖለቲካል ሳይንስ ገሊፆም፡፡ ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያ ዲፕሎማሲያዊ ማእኸላት ንኽትከፍት፣ ዶባታ ንኽፍለዩን ኣፍልጦ ንኽትረክብን…

ኢጋድ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ርክበን ንምጥንኻር ዘርአየኦ ቆራፅነት ንኢዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘለወን ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ንምጥንኻር ዘርአየኦ ቆራፅነት ንኢዱ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ትማሊ ኣብ ሶማሊያ ዝገገበሩዎ ዑደት ስዒቡ ክልቲአን ሃገራት ርክበን…

ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬንሽን ኣዲስ ዓለም ለኸ ኩነት ብምስሓብ ሃገርና ቀዳመይቲ ማእኸል ኣኼባታት ንኽትከውን ወሳኒ ግደ ይፃወት – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)“ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬንሽን ኣዲስ ዓለም ለኸ ኩነት ብምስሓብ ሃገርና ቀዳመይቲ ማእኸል ኣኼባታት ንኽትከውን ወሳኒ ግደ ከምዝፃወት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ “እቲ ማእኸል፤ ዓውዲ ኣኼባ፣ ኮንፈረንስን ኤግዚቢሽንን…

ኣብ ፓርክ ዝተዋደደ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ይርጋለም ኣርባዕተ ኢንዱስትሪታት ናብ ስራሕ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፓርክ ዝተዋደደ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ይርጋለም ኣርባዕተ ሓደስቲ ኢንዱስትሪታት ናብ ስራሕ ኣቲዮም። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ሓሰን መሓመድን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር  ክልል ሲዳማን ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲን በየነ በራሳ ነተን ኢንዱስትሪታት…

ፕሬዚዳንት ታዬ ብሕልፈት ህይወት ነበር ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ዝተሰመሎም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌደሪኢ ታዬ ኣፅቀስላሴ ብሕልፈት ህይወት ነበር ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ዝተሰመሎም ሓዘን ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ታዬ በፅሑፍ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መግለፂ ሓዘን፥ ነበር ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ሳም ኑጆማ “ማእኸላይ ኣታዊ ናብ ዘለዋ ሃገር ዘሳገሩ መራሒ…