Fana: At a Speed of Life!

ማእድንን ኢንዱስትሪን መንጠሪ፤ ዲጂታል ኢኮኖሚ ድማ መዛመዲ ኢዩ – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓውዲታት ማእድንን ኢንዱስትሪን መንጠሪ፤ ዲጂታል ኢኮኖሚ ድማ መዛመዲ ኢዩ  ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር፥ “ብመርኣዪ ናይ ምድማር መንግስቲ ምዕባለ ዓውዲታት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ…

ሃገራት ዘላቒ ምዕባለ ንምርግጋፅ ንኣርተፊሻን ኢንተሌጀንስ ጠመተ ክህባ ይግባእ-ሕቡራት መንግስታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራት ዘላቒ ምዕባለ ንምርግጋፅ ንኣርተፊሻን ኢንተሌጀንስ ጠመተ ክህባ ይግባእ ኢሉ ፕሮግራም ልምዓት ሕቡራት መንግስታት (ዩኤንዲፒ)። ዩኤንዲፒ ኣብ ዘውፅኦ ፀብፃብ፥ ብኣርተፊሻን ኢንተሌጀንስ ቀዲምካ ምርካብ እንተዘይተኻኢሉ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ምዕባለ…

ፍሰት ኢንቨስትመንት ዘዕበዮ ምርካብ ምላሽ ሕቶ ሰብ ሃፍቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ብሰብ ሃፍቲ ዝቐርቡ ዝነበሩ ሕቶታት ተግባራዊ ምላሽ ምሃቡ ፍሰት ኢንቨስትመንት ንክዓቡ ኣኽኢሉ ኢሉ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ዘለቀ ተመስገን (ዶ/ር)፥ ምላሽ ካብ መንጎ ዝረኸቡ ሕቶታት 14 ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ጥቅምቲ ክሳብ ሕዳር 2018 ዓ.ም ቁልፊ ዝኾኑ ተኸታተልቲ ዕዉታት ተግባራት ፈፂሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)‎ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ጥቅምቲ ክሳብ ሕዳር 2018 ዓ.ም ቁልፊ ዝኾኑ ተኸታተልቲ ተግባራት ፈፂሞም። እተም ቀደማይ ሚኒስትር ብኣሰናዳእነት ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ መሬት ኣፍሪካ ንፈለማ እዋን ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ መራሕቲ ኣባል…

‎ናብ ዋንጫ ኣፍሪካ ንምሕላፍ ናይ 90 ደቓይቕ ንሕንሕ ዝተረፎ ብሄራዊ ጋንታ ትሕቲ 17 ዓመት ኢትዮጵያ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)‎ናብ ዋንጫ ኣፍሪካ ንምሕላፍ ናይ 90 ደቓይቕ ንሕንሕ ዝተረፎ ብሄራዊ ጋንታ ትሕቲ 17 ዓመት ኢትዮጵያ ሎሚ ምስ ኬኒያ ዝገብሮ ፀወታ ዝለዓለ ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ድሕሪ 22 ዓመት ናብ መድረኽ ኣፍሪካ ንምምላስ ሎሚ ሰዓት 6፡00 ኣብ ስታዲየም…

ካብ ተሽከርከርቲ ዝወፅእ ምልቃቕ በካሊ ጋዝ ንምቁፅፃር ኣገዳዲ መምርሒ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ስራሕ ክእቶ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ተሽከርከርቲ ዝወፅእ ምልቃቕ በካሊ ጋዝ ንምቁፅፃር ኣገዳዲ መምርሒ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ስራሕ ክእቶ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ሚኒስቴር ምስ ኢንስቲትዩት ደረጃታት ብመሰረት ዘውፀኦ ስታንዳርድ…

በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ንብዝሃ መንነትና ኣፍልጦ ዝሃበ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ንብዝሃ መንነትና ኣፍልጦ ዝሃበ ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡ ብብርኪ ክልል ኦሮሚያ መበል 20 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ቡሌ ሆራ ይኽበር…

ብሄራዊ ረብሓ እንድሕር ዘይተኺቡ ከም ሃገር ምቕፃል ኣይከኣልን – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ሚኒስትር ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ብሄራዊ ረብሓኣ ክትሕሉ ዘይትኽእ ሃገር ከም ሃገረ መንግስቲ ክትቅፅል ኣይትኽእልን ኢሎም፡፡ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት…

ሓበሬታ ሳተላይት ብዘይምቁራፅ ዝቕበል ቴክኖሎጂ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስና ጂኦስፓሻልን ሓበሬታ ሳተላይት ብዘይምቁራፅ ዝቕበል ቴክኖሎጂ ስራሕ ጀሚሩ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ኣብዲሳ ይልማ (ዶ/ር) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ናይ ክልል ከተማታትን ብዘይ ምቁራፅ ካብ ሳተላይት ሓሬታ…

ኣብ ክልል ኦሮሞ መበል 20 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሞ መበል 20 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣብ ቡሌ ሆራ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሰዓዳ ኣብዱራህማን፣ ሓላፊ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ኣይተ…