Fana: At a Speed of Life!

ሓደሽቲ ኣምፃእቲን ለኣኽቲን ቁፅሪ ሒሳብ ብሄራዊ ባንኪ ኣብ ሓደ መስኮት ኣገልግሎት ንኽረኽቡ ፍቓድ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓደሽቲ ኣምፃእቲን ለኣኽቲን ቁፅሪ ሒሳብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብኮሚሽን ጉምሩኽ ኢትዮጵያ ኣቢሎም ኣብ ሓደ መስኮት ኣገልግሎት ንኽረኽቡ ፍቓድ ሂቡ፡፡ እቲ ባንኪ ምስ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ሓዱሽ ፍቓድ…

ሰብ ተኮር ስራሕቲ ልምዓት መንግስቲ መደመር

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ መደመር ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ኣብ ፖለቲካዊ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ዓውዲታት ጭቡጣት ዓወታት ዘመዝገበ እንትኸውን፣ ብፍላይ ድማ ኣብ ሰብ ተኮር ስራሕቲ ልምዓቱ ልዑል ለውጢ ኣምፂኡ ኢዩ። መንግስቲ መደመር ኣብ ዓውዲታት ሕርሻ፣…

ሸንሸል ዕንወት

ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ንምድኻምን ኣብቲ ዞባ ዝለዓለ ፀብለልታ ንምሓዝን ዝደልዩ ታሪኻውያን ፀላእቲን ናይ ወፃኢ ሓይልታትን፣ ብዝተራቐቐ መገዲ ካብ ዝጥቀሙሉ ሓደ ሜላ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ሰላምን ልምዓትን ከይዓስል ምግባር እዩ። ኣብ ኣልፋሽጋ ካብ ዘሎ ወጥሪ ዶብ ብዝዘለለ ስዉር ኢድ ጀሚሩ፣…

ንሕና ኣፈላላይና ናይ ምፍታሕ ጥንኩር ባህሊ ዘለና ህዝቢታት ኢና

ኢትዮጵያውያን ብብዙሕነት ተኸባቢርና እንነብር፣ ኣፈላላያትና ብልዝብን ብሽምግልናን ናይ ምፍታሕ ጥንኩር ባህሊ ዘለና ህዝቢታት ኢና። እዚ ሰናይ ዘኹርዕ ልምድና ሃገራዊ ልዝባት ክንጥቀመሉን ብሓባር ዘላቒ ሰላም ክንሃንፅን ልዑል መሰረት ዝኸውን ኢዩ። ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ንዘላቒ ሃገራዊ…

ንጉባኤ ሃገራዊ ዘተ መፂኣ ወዲ ዝወለደት ኣደ ንወዳ “ምኽክር” ዝብል ስም ሰይማትሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍልታት ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ዝመፁ ተሳተፍቲ ኣብ ምምኽኻር ይርከቡ ኣለዉ። ካብዞም ተሳተፍቲ ሓንቲ “ምንም እኳ መዓልቲ ምውላደይ ቀሪቡ እንተነበረ ‘ሃገረይ ፀዊዓትኒ እያ፤ ኣይቀርን’ ብምባል ካብ…

ኣሜሪካ ንሻድሻይ ምሸት ተኸታቲላ ኣብ ልዕሊ ኢራን ከቢድ መጥቃዕቲ ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስምምዕነት ኣፍሪሶም ዳግም ናብ ጎንፂ ዝተመልሱ ዋሽንግተንን ቴህራንን ጎንፀን እናተባብሰ ይቕፅል ኣሎ። በዚ መሰረት ኣሜሪካ ኣብ ኢራን እትፍፅሞ ዘላ መጥቃዕቲ ንሻድሻይ ተኸታታሊ ምሸት ቀፂላ ከቢድ መጥቃዕቲ ፈፂማ። ኣብ ደቡባዊ ኢራን ዝርከቡ…

ድሌትን ረብሓን ኢትዮጵያ ጠጠው ዘብል ሓይሊ የለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ብብዙሕ ዝተሓላለኹ ፀገማት ንኽትሓልፍ ብናይ ውሽጢ ባንዳታት፣ ዝኾረዩን ጥቕሚ ዝደልዩን ብዙሓት ሽርሒታት እናተሰርሓ ፀኒሑ ኢዩ፡፡ ማሕበረብ ነኒባዕሉ ብሃይማኖትና ብብሄር ከጋጭዉ ዝኽእሉ ኣጀንዳታት ብመሃብ ረብሓ…

ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝነፍስ ንፋስ ኲናትን ዘይምርግጋዕን ብሃደበት ዝመፀ ኣይኮነን።ኣቲ ዞባ ብኲናት እናተናወፀ፤ ብጥሜትን ፀገምን እናተሳቐየን ዝነብር ዘሎ፤ ከም ዕድሉ ዝተወሰነ ኮይኑ ኣይኮነን። ብስውር ሽርሒ፣ ብረቂቕ ሜላን፣ ናይ ሓንቲ ሃገር መወዳታ ዘይብሉ ድልየት ንኽተግብር ተገይሩ እምበር።…

ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት እናፈፀሞ ዘሎ ግፋ ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ዝመፅእ ቀዳም ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ጠመተ ዝገበረን "ግፋ ደው ይበል፣ ሰላም ይዕሰል" ብዝብል ዝተዳለወ ጋዜጣዊ መግለፂ ሎሚ ተዋሂቡ። ነቲ ሰልፊ ዘተሓባብር ቤት ምኽሪ ሰላም ለውጥን ትግራይ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት እናካየዶ…

ሃገራዊ ዘተ ሰላምን ፀጥታን ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው እወንታዊ ግደ ኣለዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓመታት ዝተጓዓዘሉ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ሸሞንተ ቀንዲ ኣጀንዳታት ብምፍላይ ናብ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ በፂሑ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኽቡሉ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ…