Fana: At a Speed of Life!

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል ዒድ ኣል ፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ዒድ ኣል ፈጥር ብምትሕብባር ብርሃን ሓጎስ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል ዒድ ኣል ፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሙሉእ ትሕዝቶ ከምዚ ዝስዕብ ክቐርብ ኢዩ፡-…

ናብ ስሩዕ ስርዓት ቀረብ ነዳዲ ክሳብ ንምለስ ነዳዲ ብቑጠባ ምጥቃም ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናብ ስሩዕ ስርዓት ቀረብ ነዳዲ ክሳብ ንምለስ ነዳዲ ብቑጠባ ምጥቃም ይግባእ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ከምዝበለኦ÷ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ብዝተፈጠረ ቅልውላው ምኽንያት ሃገርና ሓዊሱ…

መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ዓርቢ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ኣብ ስዑድ ዓረብ ወርሒ ብዘይምርኣያ ዓርቢ 11 መጋቢት ክኽበር ኢዩ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ወርሒ ሸዋል ብዘይምርኣያ በመብ 1447 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ድሕሪ ፅባሕ ዓርብ (ጁምዓ) ተኸቢሩ ከምዝውዕል ተገሊፁ፡፡…

ኣብ እዋን ረመዳን ዝተርኣየ ክብሪ ምትሕግጋዝ ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ – ሼህ ኣብዱልከሪም ሼህ በድሪን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋን ፆም ረመዳን ዝነበረ ክብሪ ምትሕግጋዝን ምትሕስሳብን ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ ኢሎም ተቀዳሚ ም/ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼህ ኣብዱልከሪም ሼህ በድሪን፡፡ ሼኽ ኣብዱልከሪም ሼኽ በድሪን መበል 1 ሺሕን…

ኣሜሪካ ድፋዕ ዘፍርስ ቦምብ ኣብ ረብሓ ምውዓል ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ ድፋዕ ዘፍርስ ቦምብ ኣብ ረብሓ ምውዓል ከምዝጀመረት ይግለፅ ኣሎ። 2 ሺሕን 270 ኪሎ ግራም ዝምዘን እቲ ቦምቢ ትሕቲ መሬት ኣብ ዝተሃነፁ ጥንኩራት ድፋዓት ዘለዉ ዒላማታት ብዕምቆት ብምእታው ናይ ምዕናው ዓቕሚ ከምዘለዎ ተገሊፁ። ጦር…

ህዝቢ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣልፈጥር እንተኽብር ዝተፀገሙ ወገናት ብምሕታት ክኸውን ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝበ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣልፈጥር እንተኽብር ዝተፀገሙ ወገናት ብምሕታትን ብምትሕግጋዝን ክኸውን ይግባእ ኢሉ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣዲስ ኣበባ። ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ቤት ምኽሪ ሸይኽ ሙሓመድ ሸሪፍ በዓል ዒድ…

ኢራን ኣብ ቴል ኣቪቭ ልዕሊ 100 ዒላማዎች መጥቃዕቲ ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢራን ኣብ ልዕሊ እስራኤል ብዝወሰደቶ ግብረ መልሲ ኣብ ቴል ኣቪቭ ልዕሊ 100 ዒላማታት መጥቃዕቲ ፈፂማ፡፡ ኣብዮታዊ ዘብዒ ኢራን ከምዝሓበሮ÷ እቲ መጥቃዕቲ ትማሊ ብመጥቃዕቲ እስራኤል ንዝተቐተሉ ራስ ገዝ መራሒ ድሕንነት ዓሊ ላርጃኒ ዝተውሃበ ግብረ…

ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ንምዕድንፋዕ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን እቲ ዓውዲ ንምድንፋዕ ብምትሕብባር ምስራሕ ይግባእ ኢሉ። እቲ ሚኒስቴር ዓውዲ ትራንስፖርት ብዝምልከት ምስ መዳርግቲ ኣካላት መድረኽ ተዘ እናካየደ ይርከብ። ሚኒስትር ዴኤታ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን በርኦ…

ከንቲባ ኣዳነች በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽንያት ብምግባር ልዕሊ 100 ሺሕ ንዝኾኑ ዜጋታት መኣዲ ኣካፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽንያት ብምግባር ልዕሊ 100 ሺሕ ንዝኾኑ ዜጋታት መኣዲ ኣካፊለን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች÷ እቲ ሓገዝ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ ዓቕመ ደካማታት፣ ጉድኣት ኣካል ከምኡ…