Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ጣሊያንን ብዝተፈላለዩ ዘፈራት ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ኢኮኖሚን ፋይናንስን ጣሊያን ጂያንካርሎ ጆርጌቲ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዘተኦም ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ወሰንቲ ኢኮኖሚያዊ ጉዳያት ብዝህልወን ምትሕባር ብትኹረት ተመያይጦም፡፡ ጂያንካርሎ…

ብኽነት ነዳዲ ከይህሉ ኩሉ ዜጋ ሓላፍነቱ ክዋፃእ ይግባእ – በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኽነት ፍርያት ነዳዲ ከይህሉ ኩሉ ዜጋ ሓላፍነቱ ክዋፃእ ይግባእ ኢሎም በዓል ዋና ዳይሬክተርመዚ ነዳዲን ኢነርጂን ደስታው መኳንንት (ዶ/ር)፡፡ እቶም ዳይሬክተር ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት ከምዝበሉዎ÷ ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ…

ወጥሪ ማእኸላይ ምብራቕ፡-

ወጥሪ ማእኸላይ ምብራቕ፡- 👉ኢራን ላዕለዋይ በዓል መዚ ድሕንነት ዓሊ ላሪጃኒ ብመጥቃዕቲ እስራኤል ሙማቶም ኣረጋጊፃ፡፡ 👉ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታኒያሁ ምስ ኣመራርሓ ምክልኻልን ድሕንነትን ዝተዛተዩ እንትኾኑ፣ ኣይሞትኩን ኣለኹ፤ ናይ ፀላእትና መራሕቲ ግን ሓደ ሓደ ብሓደ ንቐጥፍ…

ኢትዮጵያን ጣሊያንን ስምምዕነት ሽግሽግ ዕዳ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያን ስምምዕነት ሽግሽግ ዕዳ ብምፍርራም ዘለወን ስትራቴጂካዊ ምሕዝነት ኣጠናኺረን። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴን ሚኒስትር ኢኮኖሚን ፋይናንስንጣሊያን ጂያንካርሎ ጆርጌቲ ተፈራሪሞምዎ። ስትራቴጂካዊ ምትሕብባር…

ፅዋዕ ኣፍሪካ ካብ ሴኔጋል ዘሕደገ መዘራረቢ ውሳነ ካፍ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ቅድሚ ኣዋርሕ ሴኔጋል ዝተዓወተቶ ፅዋዕ ኣፍሪካ ተሓዲጉ ንሞሮኮ ንኽምለስ ውሳነ አሕሊፉ፡፡ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ሰሜን ኣፍሪካዊት ሃገር ዝተገበረ ፀወታ ፍፃመ ቶታል ኢነርጂ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2025 ሴኔጋ…

ዓውዲ ፋይናንስ ጥዑይ፣ ዝተረጋግዐን ደሕንነቱ ዝሓለወን ኮይኑ ይንቀሳቀስ ኣሎ – ብሄራዊ ባንክ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዓውዲ ፋይናንስ ጥዑይ፣ ዝተረጋግዐን ደሕንነቱ ዝሓለወን ምኳኑ ተገምጊሙ ኢሉ ብሄራዊ ባንክ ኢትዮጵያ፡፡ እቲ ባንኪ ኣብ ስርዓት ፋይናንስ ንምርግጋፅ ብዝተውሃቦ ሓላፍነት መሰረት ሓምለ 2016 ክሳብ…

ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ደረቕ ወደብ እንዶዴ ኣብ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ዘለዎ ርኡይ ለውጢ የምፅእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ደረቕ ወደብ እንዶዴ ኮንቲነራት ናይ ምትንጋድ ዓቕሚ ብምዕባይ ኣብ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ዘለዎ ርኡይ ለውጢ የምፅእ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ኣብ ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ደረቕ…

ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ዞባ ጋሞ ብሓደጋ ምግህማስ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ዞባ ጋሞ ብሓደጋ ምግህማስ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ 3 ሚሊየን ብር ገይሩ፡፡ ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ እቲ ሓገዝ ኣብ ዘረከቡሉ እዋን፥ በቲ ሓደጋ ዝተጎድኡ ወገናት ናብ ስሩዕ ናብራኦም ክሳብ ዝምለሱ ተኸታታሊ ሓገዝ…

ኢራን ኣብ ኢራቕ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ መጥቃዕቲ ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ ኲናት ኢራን ኣብ ኢራቕ ከተማ ባግዳድ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ መጥቃዕቲ ፈፂማ፡፡ ሎሚ ወጋሕታ ኣብቲ ኤምባሲ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ድሮን ቅድሚ ሕዚ ካብ ዝተፈፀሙ መጥቃዕቲታት ዝሓየለ ከምዝኾነ ፍልፍላት ድሕንነት…

ነዳዲ ብሓላፍነት ንምጥቃም ዘኽእሉ ኣሰራርሓታት ብግቡእ ንኽትግበሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ምስ ዝተፈጠረ ቅልውላው ተተሓሒዙ ነዳዲ ብሓላፍነት ንምጥቃም ዘኽእሉ ኣሰራርሓታት ብግቡእ ንኽትግበሩ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣተሓሳሲቡ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ትማሊ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥…