Fana: At a Speed of Life!

ዕዙዝ ዓወት ዝተመዝገበሉ ዝተዋደደ ስራሕቲ ዕቀባ ማይን ሓመድን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብፍሉይ ትኹረት ዝተወገነ ዝተዋደደ ስራሕቲ ዕቀባ ሓመድን ማይን ልዑል ዓወት ተመዝጊቡ ኢሎም ሚኒስትር ሕርሻ ኢያሱ ኤሊያስ (ፕ/ር)። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ብምኽንጣት ምጉሕጓ መሬት ደለል…

ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፍልጦ ተዋሂቡዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ መበል 20 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዝደመቐን ምስሊ ሃገር ብዝሃንፅን ብዝግባእ መልክዑ ተኸቢሩ ንኽዛዘም ንዝገበረ ኣስተዋፅኦ ብቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፍልጦ ተዋሂቡዎ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ…

7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዘይ ፀገም ፀፅታ ንኽዛዘም እኹል ምድላው ተገይሩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዘይ ፀገም ፀፅታ ንኽዛዘም እኹል ምድላው ተገይሩ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲን ኣይተ ኣደም ፋራህ፡፡ ፓርቲ ብልፅግና መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት…

ናይ ለውጢ መንግስቲ ቱሪዝም ከም ሓደ መሰረት ኢኮኖሚ ብምውሳድ ብትግሃት ሰሪሑ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ናይ ለውጢ መንግስቲ ቱሪዝም ከም ሓደ መሰረት ኢኮኖሚ ብምውሳድ ብትግሃት ሰሪሑ ኢሎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ከምዝበሉዎ፥ ኢትዮጵያ ምስ ለውጢ…

በዓል መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ንምርግጋፅ ፌደራል ስርዓት ዕዙዝ ግደ ኣለዎ – ኣፈጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር በዓል መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ንምርግጋፅ ፌደራል ስርዓት ዕዙዝ ግደ እናተፃወተ ይርከብ ኢሎም። ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ዝተኸበረ መበል 20 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን…

ኣይሾው ስፒድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮ ፃንሒት ናይ ሚሊየናት ኣዒንቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ንክጥምተያ ገይሩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉጥ ዩቲዩበር ኣይሾው ስፒድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮ ፃንሒት ናይ ሚሊየናት ኣዒንቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ንክጥምተያ ገይሩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቲ ዑደት…

ኣይሾው ስፒድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮ ፃንሒት ናይ ሚሊየናት ኣዒንቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ንክጥምተያ ገይሩ  – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉጥ ዩቲዩበር ኣይሾው ስፒድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮ ፃንሒት ናይ ሚሊየናት ኣዒንቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ንክጥምተያ ገይሩ  ኢለን  ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቲ ዑደት…

ሴኔጋልን ሞሮኮን ንፍፃመ ጽዋዕ ኣፍሪካ ዝሓለፋሉ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣሰናዳእነት ሞሮኮን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 35 ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሴኔጋልን ሞሮኮን ተጋጠምተን ብምስዓር ናብ ፍፃመ ምሕላፈን ኣረጋጊፀን። ትማሊ ምሸት ሰዓት 2 ኣብ ዝተጀመረ ፀወታ ሴኔጋልን ግብፂን፤ ሴኔጋል ብብሕታዊት ሸቶ…

ሜታ ብምኽኒያት ክልከላ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብ ኣውስትራሊያ 550 ሺሕ ኣካውንታት ኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሜታ ብምኽኒያት ኣብ ኣውስትራሊያ ዝተገበረ ክልከላ ማሕበራዊ ሚዲያ 550 ሺሕ ኣካውንታት ኣጊዱ። እታ ሃገር ኣብ ልዕሊ ህፃውንቲ ከልከላ ማሕበራዊ ሚዲያ ዘንብር ሕጊ ተግባራዊ ገይራ። ስለዝኾነ ካብ 10 ታሕሳስ 2025 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ኩባኒያታት…

ጥዕናዊ ረብሓታት ፃዕዳ ሽጉርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፃዕዳ ሽጉርቲ ልዑል መጠን ፖታስየም፣ ፎስፎረስ፣ ዚንጎ፣ ሳልፈርን ማእከላይ መጠን ማግነዝየም፣ ማንግኒዝን ሓፂንን ዝሓዘ ከምዝኾነ ሰብ ሞያ ጥዕና ይገልፁ። ኣብ ፃዕዳ ሽጉርቲ ጠመተ ብምግባር ዝተኻየዱ ምርምራት ጥዕና ከምዝሕብርዎ፥  ሰዓል ከም ዝፍውስ፣…