ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኪን ኢትዮጵያ በዓል ዓወት ዓድዋ ንምኽባር ናብ ኬንያ ክጓዓዝ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ‘ጉጅለ ኪን ኢትዮጵያ ባህሊን ጥበብን’ በዓል ዓወት ዓድዋ ንምኽባር ሎሚ ምሸት ናብ ኬንያ ክጓዓዝ ኢዩ፡፡ ሚኒስትር ዴዔታ ባህሊን ስፖርትን ነብዩ ባዬ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኪን ኢትዮጵያ ቅድሚ ሕዚ ባህሊን ጥበብን…
ቢዝነስ ብሄራዊ ባንኪ ብዝተፈላለዩ መተግበሪታት ዝግበሩ መዘና ዲጂታል ዕድጊታት ብግዚያዊነት ኣጊዱ Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ክሪፕቶ ከረንሲ ሓዊሱ ፍቓድ ኣብ ዘይብሎም ዝተፈላለዩ መተግበሪታት ዝግበሩ መዘና ዲጂታል ዕድጊታት ብግዚያዊነት ኣጊዱ፡፡ እቲ ባንኪ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝሓበሮ÷ ብዝተዘርግሑ ማዕቐፋት ቁፅፅር መሰረት ብምግባር ብዝተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ኣዘርባጃን ዝገበሩዎ ዑደት ምትሕብባር እተን ሃገራት ዘጠናኽር ኢዩ – ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኣብ ኣዘርባጃን ዝገበሩዎ ዑደት ምትሕብባር እተን ሃገራት ብዝበለፀ ዘጠናኽር ኢዩ ኢሉ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፡፡ ኣብ ኣዘርባጃን ዕላዊ ዑደት እናገበሩ ዝርከቡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ልኡኾምን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ትግራይ ሕዚ ካብ ዝኣተወቶ ፀገም ንምውፃእ ሃገራዊ ዘተ ቁልፊ መሳርሒ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልል ትግራይ ሕዚ ካብ ዝኣተወቶ ፀገም ንምውፃእ ሃገራዊ ዘተ ቁልፊ መሳርሒ ኢዩ ኢሎም ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ፡፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ካብ ክልል ትግራይ ምስ ዝመፅኡን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከቡን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘተኣማምን ዘላቒ ሰላምን ተሳትፎ ኩሎም ኣካላት ይሓትት – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Feb 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሰላም ዘተኣማምን ዘላቒን ንምግባር ተሳትፎ ኩሎም ኣካላት ይሓትት ኢለን፡፡ 8ይ ሃገር ለኸ መድረኽ ሰላምን ድሕንነትን ሓበራዊ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ከንቲባ ኣዳነች…
ስፓርት ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዘራኸበ ድልድል ሻምፒዮንስ ሊግ … Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ 16 ውድድር ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣብ ሲውዘርላንድ ኒዮን ዕላዊ ኮይኑ፡፡ በዚ ድማ ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ፣ ኣርሰናል ምስ ባየር ሊቨርኩሰን፣ ስፖርቲንግ ሊዝበን ምስ ቦዶ ግሊምት ክምኡ እውን ባርሴሎና ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ኣዘርባጃን ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ዓመታት ዝተገበሩ ምትሕብባር ምሕዝነትና እናዕበየ መፂኡ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Feb 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ዓመታት ምስ ኣዘርባጃን ዘለና ምሕዝነት ብምትሕብባር እናዓበየ መፂኡ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ ሓበሬታ፤ ፕሬዚዳንት ኢልሃም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እናዓበየ ዝመፀ ኩለመዳያዊ ምትሕብባር ኢትዮ-ኣዘርባጃን… mizan mekonen Feb 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 1992 ዓ.ም.ፈ ዝተጀመረ ዲፕሎማስያዊ ርክብ ኢትዮጵያን ኣዘርባጃንን ሕዚ ናብ ሓድሽ ምዕራፍ ይኣቱ ኣሎ። ኢትዮጵያን ኣዘርባጃንን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ዝምድናአን ዝያዳ ንምዕባይ ብሓባር ክሰርሓ ዝፀንሓ እንትኾ፤ ብፍላይ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ቀዳመይቲ እመቤት ብስም ሎሬት ፀጋዬ ገ/መድህን ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ መምሃሪ ናውቲ ኣበርኪቱ mizan mekonen Feb 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ፅሕፈት ቀዳመይቲ እመቤት ብስም ሎሬት ፀጋዬ ገ/መድህን ብምምሕዳር ከተማ ኣምቦ ዝተሃነፀት ቤት ትምህርቲ መምሃሪ ናውቲ ኣበርኪቱ። ትማሊ ኣብ ከተማ ኣምቦ መበል 20 ዓመት መርሃ ግብሪ ዝኽሪ ዕረፍቲ ሎሬት ፀጋዬ ገ/መድህን ተኻይዱ።…
Uncategorized ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣዘርባጃን ኣትዩም mizan mekonen Feb 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳመይቲ እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ብምዃን ናብ ኣዘርባጃን ኣትዮም። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ርክብ ኢትዮጵያን ኣዘርባጃንን ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት እናተጠናኸረ…