ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀንዲ ስትራቴጂ ራኢታት ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030… Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ሰለስተ ቁልፊ መሰረታዊ ራኢታት ተሓኒጊጡ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መዛዘሚ ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025ን ስነ ስርዓት ዕላዊ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ስትራቴጂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ 55 ሚሊየን ሰባት ተጠቀምቲ ቴሌብር ኮይኖም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኣብ ኢትዮጵያ 55 ሚሊየን ሰባት ተጠቀምቲ ቴሌብር ኮይኖም፡፡ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም 30 ሚሊየን ዝኾኑ ወነንቲ ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ መንነት ክኾኑ ከምዝኸኣሉ ተዛሪቦም፡፡ ንእዋኑ ዝምጥን ለውጢ ንምምፃእ…
ስፓርት ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትማ ምሸት ኣብ ዝጀመረ መበል 35 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክካዩ ኢዮም፡፡ ምሸት ሰዓት 5 ሸውዓት ግዘ ተዓዋቲት ፅዋዕ ኣፍሪካ ግብፂ ምስ ዚምቧቡዌ ትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ደሕንነቶም ዝሓለወ ስርዓት ዲጂታል ዝበዝሐሉ እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Dec 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስትራተጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ልኡላውን ደሕንነቶምን ዝሓለው ስርዓት ዲጂታል ዝበዝሐሉ እዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣቦ ወንበር ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽንን ተመስገን ጥሩነህ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጃፓን ኣብ ዓለም ዝዓበየ መፈልፈሊ ሓይሊ ኒክሌር ዳግማይ ስራሕ ክተጅምር እያ mizan mekonen Dec 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ጃፓን ኣብ ዓለም ዝዓበየ መፈልፈሊ ሓይሊ ኒክሌር ድሕሪ 15 ዓመታት ዳግማይ ስራሕ ክተጅምር እያ፡፡ ጃፓን ድሕሪ እቲ ኣብ 2011 ኣብ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬትን ሓደጋ ሱናሚን ኣብ መፈልፈሊ ሓይሊ ኒዩክለር ፉኩሽማ ምብፅሑ ስዒቡ ኣብታ…
ቢዝነስ 4ይ ልዑል ፎረም ኢንቨስት ቢዝነስ ኢትዮጵያ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)4ይ ልዑል ፎረም ኢንቨስት ቢዝነስ ኢትዮጵያ ካብ 17 ክሳብ 18 መጋቢት 2018 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ፎረም ልዕሊ 7 ሚኢታዊ ዓለም ለኸ መራሕቲ ቢዝነስ፣ መውፃእቲ ፖሊሲን መሓዙት ትካላት ልምዓትን ዝሳተፉ እንትኾኑ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘላቒ ሰላም ንምርግጋፅ ትካላት ትግበራ መካተቲ ሰላም ኣካል ትልመን ክገብራ ይግባእ – ሚኒስቴር ሰላም Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሰላም መሃመድ እድሪስ ዘተኣማምንን ዘላቒ ሰላምን ንምዕሳል ትካላት ትግበራ መካተቲ ሰላም ኣካል ትልመን ክገብራ ይግባእ ኢሎም፡፡ ሚኒስቴር ሰላም ምስ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምትሕብባር ኣቢያተ ምኽሪ ፌደራልን ክልልን ኣብ ምውፃእ ሕጊ፣ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲጂታላዊ ስርዓት ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ተደላይ ኮይኑ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Dec 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዲጂታላዊ ስርዓት ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ተደላዩ ኮይኑ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። 30 ሚልዮን ዜጋታት መለለዩ መንነት ስርዓት ፋይዳ ዜጋታት ግልጋት እናወሰዱ እንትኾ ነዚ ዲጂታላዊ ስርዓት ኣብ ዛምቢያ ሓዊሱ ናብ ካልኦት…
ስፓርት ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ዘይትሳተፍ ኣርባዕተ ግዘ ሻፒዮን እቲ ውድድር ዝኾነት ጋና Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ ምክያድ ኣብ ዝጀመረ መበል 35 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ካብ ዘይሳተፋ ሃገራዊ ጋንታታት ሓንቲ ኣርባዕተ ግዘ ፅዋዕ እቲ ውድድር ዝዓተረት ጋና ትፅራሕ፡፡ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብዙሓት ከዋኽብቲ ዘርአየትና ጋና ኣብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ፍሉይን ስትራቴጂያዊን ሓይሊ ምህናፁ መርኣያ ሪፎርም ፀፅታና ኢዩ – ምክትል ጠቅላይ ሚኒስትር ተመስገን Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2025 0 ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ፍሉይን ስትራቴጂያዊን ሓይሊ ምህናፁ መርኣያ ሪፎርም ፀፅታና ኢዩ - ምክትል ጠቅላይ ሚኒስትር ተመስገን አዲስ አበባ፣ ታሕሣሥ 12፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ልኡኽቶኡ ፍሉይን ስትራቴጂያዊን ዝኾነ ኤሊት ሓይሊ ፖሊስ ምህናፁ ዓብዪ መርኣያ ሪፎርም…