Fana: At a Speed of Life!

ኣብታ ከተማ ዝረኣዩ ጥሕሰታት ደምቢ ዝውሰድ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – በዓል መዚ ምኽባር ደምቢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ዝረኣዩ ጥሕሰታት ደምቢ ዝውሰድ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሉ በዓል መዚ ምኽባር ደምቢ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡፡ ዋና መካየዲ ስራሕ እቲ በዓል መዚ ሻለቃ ዘሪሁን ተፈራ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ኣዲስ ኣበባ…

ኣምባሳደር ሰላም ኮት ዲቫር ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ቼልሲ ዲዲየር ድሮግባ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣፍሪካ ውሩይ ተፃዋታይ እንትኾን ነበር ኮኮብ ቼልሲ ዲዲየር ቬስ ድሮግባ ብ1978 ዓ.ም.ፈ ኣብ ኣቢጃን ኮትዲቫር ተወሊዱ። መብዛሕትኦም ዕዉታት ተፃወትቲ ፕሮፌሽናል ሂወቱ ኩዕሶ እግሪ ደንጉዩ ዝጀመረ ኣይቮሪያናዊ ዲዲየር ድሮግባ ኣብ መበል…

ርክብ ኢትዮ-ህንዲ ብስትራቴጂካዊ ሽርክና ኣብ ሓዱሽ ብራኸ  በፂሑ- ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ ኢትዮ-ህንዲ ብስትራቴጂካዊ ሽርክና ኣብ ሓዱሽ ብራኸ  በፂሑ ኢለን ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)። ቀደማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብዚ ሰሙን ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ዘጠናኽር ኣብ ኢትዮጵያ…

ዓይነት ደምን ስርዓት ኣመጋግባን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ደም ወዲ ሰብ ኣብ ቀይሕ ደም ህዋሳት ዘለው ንጥረ ነገራት መሰረት ኤ (A) ፣ ቢ (B) ፣ ኤቢ (AB) ን ኦ (O) ተባሂሎም ኣብ ኣርባዕተ ይኽፈሉ፡፡ እንምገቦም ምግቢታት ምስሓቐቑ ብደምና ገይሩ ናብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሰውናትና ይሰራጮ፡፡ በዙይ…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ ሞሃሙድ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፌዴራላዊ ሪፐብሊክ ሶማሊያ  ሓሰን ሼኽ ሞሃሙድ ዘቲዮም። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥  ንሓደ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ…

ጉዕዞ እስልምና ኢትዮጵያ ካብ መፈለምትኡ ክሳብ ሕዚ ዘርኢ ሙዝዬም ዘዋደደ ቢላሉል ሓበሺ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ከባቢ መካኒሳ ዝርከብ ቢላሉል ሓበሺ ሎሚ መዓልቲ ጎብኒዮም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ከምዝበሉዎ÷ ቢላሉል ሓበሺ ኣካል ታሪኽ ኢትዮጵያ ዝኾነ…

ሓበራዊ ያታ ንምህናፅ ዘኽእሉ ፕላትፎርምታት ተሓንፂፆም ናብ ስራሕ ኣቲዮም – ማኒስቴር ሰላም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከፋፈልቲ ያታታት ብምውጋድ ሓበራዊ ያታታት ንምህናፅ ዘኽእሉ ፕላትፎርምታት ተሓንፂፆም ናብ ስራሕ ኣቲዮም ኢሉ ማኒስቴር ሰላም። "ማሕበረሰብ ትምህርቲ ንሰላም" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ኣዳማ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ…

ቲክቶክ ኣብ ኣሜሪካ ዘለዎ ዘፈር ቢዝነስ ንሰስተ ዓበይቲ ኢንቨስተራት ኣሜሪካ ንምሻጥ ተስዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃፀርቲ ቪዲዮታት ብምግዋሕ ዝፍለጥ መተግበሪ ቲክቶክ፤ ኣብ ኣሜሪካ ካብ ዘንፀላለዎ ሓደጋ ምእጋድ ንምድሓን ኣብታ ሃገር ዘለዎ ዘፈር ቢዝነስ ንለስተ ዓበይቲ ኢንቨስተራት ኣሜሪካ ንምሻጥ ኣብ ስምምዕነት ከምዝበፅሐ ተሓቢሩ። እቶም ዓደግቲ ድማ፤…

ሸውዓተ ሓደሽቲ ኢንዱስትሪታት ኣብ ባህርዳር ስራሕ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2018 ጥራሕ ሸውዓተ ሓደሽቲ ኢንዱስትሪታት ኣብ ባህርዳር ስራሕ ምጅማሮም ተሓቢሩ፡፡ ብሄራዊ ኣማኻሪ ኮሚቴ ኣፍራዩ ኢንዱስትሪ ኣብታ ከተማ ዝርከቡ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምንቅስቃሳት ስራሕ ዑደት ይገብር ኣሎ።…

ወዲ ሰብ ምስ ተፈጥሮ ተነፂሉ ክነብር ኣይኽእልን – ኣይተ ኩመራ ዋቅጅራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ወዲ ሰብ ምስ ተፈጥሮ ተነፂሉ ክነብር ኣይኽእልን ኢሎም ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሓለዋ እንስሳ ዘገዳም ኢትዮጵያ ኣይተ ኩመራ ዋቅጅራ፡፡ ኣይተ ኩመራ ዋቅጅራ ኣብ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ልዕሊ 30 ዓመታት ብበዓል ሞያነትን ኣመራርሓነትን ኣገልጊሎም…