ዲጂታላይዜሽን ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ንኣባላት ሃገራት ብተሞክሮ ዝቐርብ እዩ – ሕብረት ኣፍሪካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዲጂታላይዜሽን ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ንኣባላት ሃገራት ብተሞክሮ ዝቐርብ እዩ ኢሉ ሕብረት ኣፍሪካ፡፡
ኮሚሽን ሕርሻ፣ ጉዳያት ገጠርን ዘላቒ ልምዓትን እቲ ሕብረት ሞሲስ ቪላካቲ ምስ ጎና ጎኒ ኣኼባ ፈፀምቲ ስረሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት…