ሰራዊት ምክልኻል ንድሕንነት እቲ ዞባ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ንሰላም፣ ምርግጋእን ድሕንነትን እቲ ዞባ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ፍሉይ ተወካሊ ኣቦ መንበር…