Fana: At a Speed of Life!

ፓርቲ ብልፅግና ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዝወዳደረሉ ምልክት መረፃ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዝወዳደረሉ ምልክት መረፃ ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ፓርቲ “ንኢትዮጵያ ናብ ተምሳሌት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዕላዊ መግበሪ ማኒፌስቶን ምልክት መወዳደሪ መረፃን ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈቱ እናካየደ ይርከብ፡፡…

ፓርቲ ብልጽግና መድረኽ ምፍላጥ ማኒፌስቶን ምልክት መረፃ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልጽግና መድረኽ ምፍላጥ ማኒፌስቶን ምልክት መረፃ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ የካይድ ኣሎ፡፡ እቲ ፓርቲ “ንኢትዮጵያ ናብ ተምሳሌት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዕላዊ መግበሪ ማኒፌስቶን ምልክት መወዳደሪ መረፃን እናካየደ ይርከብ፡፡ ኣብቲ…

ኣብ ኣዲስ ኣባ ዝርከቡ ሆቴላት ንኣጋይሽ ኣፍሪካ ባህሊ ምቕባል ጋሻ ኢትዮጵያ ዘንፀባርቕ እንግዶት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሆቴሎላት ኣድላዪ ምድላው ብምዝዛም ንተሳተፍቲ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምቕባል ጀሚረን ኢሉ ማሕበር ወነንቲ ሆቴል ኣዲስ ኣበባ፡፡ ፕሬዚዳንት እቲ ማሕበር ወ/ሮ ኣስቴር ሰለሞን ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉኦ÷ ሆቴላት ኣዲስ ኣበባ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ…

የአፍሪካ ህብረት የመሪዎች ጉባዔ ተሳታፊዎችን ለማስተናገድ ዝግጅት ተደርጓል – የውጭ ጉዳይ ሚኒስቴር

ተሳተፍቲ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምትእንጋድ ምድላዋት ተገይሩ - ሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን ቤት ምኽሪ ፈፀምቲ ስራሕ ስሩዕ ኣኼባ ከምኡ እውን ኣብ ጉባኤ ጣልያን ኣፍሪካን…

ብሓዱሽ መልክዕ ኣጋይሻ ትቕበል ዘላ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ማእኸል ዲፕሎማሲ ዝኾነት ኣዲስ ኣበባ ብመርሃ ግብሪ ገበታ ንሸገር ኣብ ዝተሃነፁ ዓበይቲ ፕሮጀክትታትን ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ሓዱሽ መልክዕ ተኸዲና፡፡ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሓሳብ ተግባራዊ ዝኾነ ߵገበታ ለሸገርߴ…

ባህላዊ ስርዓት ዳይነት ዓፋር “ማድዓ” ኣብ ዩኔስኮ ንምምዝጋብ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)“ማድዓ” ማሕበረሰብ ዓፋር ንኹ ዝሓቁፍ መተሓዳደሪ ማዕቐፍ እንትኸውን ኣብ ውሽጢ ምንቅስቓስ እቲ ማሕበረሰብ ዓሚቕ ቦታ ዝወሃቦ ዝተፃለአ ዘተዓርቕ ክብሪ ሓድነት ዝኾነ ባህላዊ ስርዓት ዳይነት ኢዩ። ባህላዊ ክብሪ ዓፋር ዝኾነ “ማድዓ” ብዘበናዊ…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኮትዲቯር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ኮትዲቯር ካባ ኒያሌ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዘተኦም ኣብ ኢትዮጵያን ኮትዲቯርን ክልተኣዊ ከምኡ እውን ናይ ሓባር ኣህጉራዊ ጉዳያት…

ኣፍሪካ ፀገማት ኢኮኖሚ ንምፍታሕ ኣህጉራዊ ትካል ፋይናንስ የድልያ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገራት ኣፍሪካ ዝካፍልኦ ፀገማት ኢኮኖሚን ፋይናንስን ንምፍታሕ ኣህጉራዊ ትካል ፋይናንስ ምጥያሽ የድሊ ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፡፡ ብምትሕብባር ስዑዲ ዓረብን ዓለምለኸ ትካል ገንዘብን (አይኤምኤፍ)…

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 4 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ፈላማይ ሽዱሽተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 4 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ረኺበ ኢሉ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው ኣፈፃፅማ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፤…

ስኒ ኣውፂኡ ዝተወልደ ህፃን …

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ ዞባ ዳንግላ ዝርከብ ቀዳማይ ብርኪ ሆስፒታል ሓደ ስኒ ዘውፅአ ህፃን ምውላዱ ተገሊፁ፡፡ መሕረሲ ነርስ ኣብቲ ሆስፒታል ዝኾኑ መንግስቱ ኤባ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ሆስፒታል ሓደ ስኒ ዘውፅአ ህፃን ከምዝተወለደ ንፋና…