ሰንደቕ ዓላማን ሰራዊትን ካብ ቃል ክሳብ ህይወት መስዋአትነት ዝተተሓሓዘ ዝምድና ኣለዎም – ጄ/ል ጌታቸው ጉዲና
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰንደቕ ዓላማን ሰራዊትን ካብ ቃል ክሳብ ህይወት መስዋአትነት ዝተተሓሓዘ ዝምድና ኣለዎም ኢሎም ጄ/ል ጌታቸው ጉዲና።
መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዓላማ ፥ “ሰንደቕ ዕላማና ንብስራት ዘበን ብራኸ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉኣላዊነትናን…