ንኹሉ ዝሓቁፍ መረፃ ንክኾን ዘኽእሉ ብዙሓት ስራሕቲ ተሰሪሖም እዮም – ብሄራዊ ቦርድ መረፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንኹሉ ዝሓቁፍ መረፃ ንምርግጋፅ ብዙሓት ስራሕቲ ተሰሪሖም ኢለን ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሜላትወርቅ ሃይሉ።
እቲ ቦርድ ንመረፃ ብዝተጣየሸ ፍሉይ ጣቢያታት መረፃ ዝተመዝገቡ መረፅቲ ኣብ መዓልቲ መረፃ…