ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጉባኤ ጉጅለ 20 ውፅኢታዊ ኣኼባታት ተኻይዶም – ቢልለኔ ስዩም Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጉባኤ ጉጅለ 20 ዘዕግብን ውፅኢታዊን ኣኼባታት ተኻይዶም ኢለን ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም። ቢልለኔ ስዩም ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ጉጅለ 20 ተሳትፎ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ኣብ ዝሃበኦ መብርሂ ከምዝበለኦ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ፆታዊ መጥቃዕቲ ኣብ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ፆታዊ መጥቃዕቲ ብብርኪ ዓለም ንበል 34 ግዘ፤ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 20 ግዘ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ፡፡ ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ፆታዊ መጥቃዕቲ ወይ እውን መዓልቲ ፃዕዳ ሪቫን "መጥቃዕቲ ዘይዕገስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ሲንጋፖር ኣብ ትሕቲ ሓወልቲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሲንጋፖር ሎውረንስ ዎንግ ኣብ ትሕቲ ሓወልቲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም፡፡ ከንቲባ ምምክዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ሲንጋፖር ሎውረንስ ዎንግ ተዛቲየን፡፡ ድሕሪ እቲ ዘተ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣህጉር ኣፍሪካ ዘለዋ ተሰማዕነትን ፅዕንቶን ዝተረጋገፀሉ ጉባኤ ጉጅለ 20… Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ኢሉ እውን ኣብ ኣፍሪካ ያላት ዘለዋ ተሰማዕነትን ፅዕንቶን ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ጉጅለ 20 ክትሳተፍ ኣኽኢሉዋ ኢለን ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፡፡ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኤቨርተን … Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኤቨርተን ሎሚ ምሸት ክራኸባ ኢየን። ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ሕድሕድ ካብ ዝገበረኦ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ፀወታታት፤ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣርባዕተ ግዘ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮፕ32 እንትነዳሉ ካብ ብራዚል እንወስዶም ዝረብሑ ልምዲታት ኣሎዉ – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Desta Nov 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮፕ32 እንትነዳሉ ካብ ብራዚል እንወስዶ ዝረብሕ ልምዲታት ኣሎዉ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ መራሕቲ ሃገራት ጉጅለ 20 ምስ ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉዊዝ ኢናችዮ ሉላ ደ ሲልቫ ፅቡቕ ዘተ ምክያዶም…
ስፓርት ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ካፍ ዘቲዮም Desta Nov 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ካፍ ፓትሪስ ሞትሲፒ (ዶ/ር) ዘቲዮም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ፕሬዚዳንት ካፍ ፓትሪስ ሞትሲፒ (ዶ/ር) ኣብ ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጄይ ባንጋ ዘቲዮም Desta Nov 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጄይ ባንጋ ዘቲዮም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለምን ፈታዊ ኢትዮጵያን ኣጄይ ባንጋ ምዝታየይ ኩሉ ግዘ…
ስፓርት ዓብዪ ጒያ ኣብ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ Desta Nov 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ጒያ ኣብ ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም 10 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ጒያ ኣብ ጎደና ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያውያን ሓዊሱ ኣትሌታት ኬንያን ዩጋንዳን ተሳቲፎም። ካብ 25 ሃገራት ዝተውፃፅኡ ልዕሊ 250 ተሳተፍቲ ሓዊሱ 55…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ዘቲዮም Desta Nov 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዘቲዮም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ጉጅለ 20 ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት…