ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ኮንፈረንስ ቱሪዝምን መብፅሒት ቱሪስትን ምዃና ብዝበለፀ ዘስፍሕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ኮንፈረንስ ቱሪዝምን መብፅሒት ቱሪስትን ምዃና ብዝበለፀ ዘስፍሕ ኢዩ ኢሎም ሓላፊ ቢሮ ኮሙኒኬሽን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሃፍታይ ገ/እግዚአብሄር።
እቶም ሓላፊ ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ መበል…