ኢትዮጵያ ኣብዚ ባጀት ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብዙሓት ውፅኢታት ተመዘገብ ኣላ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብዚ ባጀት ዓመት ኣብ ዓውዲታት ግብርና፣ ማኑፋክቸሪንግን ኮንፍረንስ ቱሪዝምን ካልኦተን ብዙሓት ውፅኢታት ተመዘገብ ከምዘላ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ተስፋሁን ጎበዛይ፥…