ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ትካል ቱሪዝም ሕቡራት መንግስታት ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 26 ሓፈሻዊ ጉባኤ ትካል ቱሪዝም ሕቡራት መንግስታት ትሳተፍ ኣላ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ብሚኒስትር ዲኤታ ቱሪዝም እንደገና ኣበበ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሳዑዲ ዓረብ ሙክታር ከድር (ዶ/ር)ን ተሳቲፎም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ፖሊሲ ምሕደራ መሬት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሸድሻይ ጉባኤ ፖሊሲ ምሕደራ መሬት ኣፍሪካ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣብ ዝርከብ ማእኸል ኣኼባ ሕቡራት መንግስታት ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካን ዓለም ለኸ መሓዙት ትካላት መውፃእቲ ፖሊሲ፣ ተመራመርቲ ሓዊሱ መዳርግቲ ኣካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ስርናይ ውፅኢታዊ ተሞክሮኣ ኣብቲ ዞባ ንምስፋሕ ቆራፅ ኢያ – ሚኒስቴር ሕርሻ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ አብ ልምዓት ስርናይ ዘመዝገበቶ ዓወት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ንምስፋሕ ተሞክሮኣ ንምክፋል ቆራፅ ኢያ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ። መበል 19 ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ዞባዊ መድረኽ መዳርግቲ ኣካላት ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስትር ዴኤታ ሕርሻ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ስግግር ቴክኖሎጂ ኣብ ምቅልጣፍ ሸርፊ ወፃኢ እናትረፈ ይርከብ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ዘበናዊ ቴክኖሎጂታት ብዝተጠናኸረ ኩነታት ኣብ ውሽጢ ሃገር ብምትካእ ሸርፊ ወፃኢ እናድሓነ ይርከብ ም/ሥራ ፈፀሚ ስራሕ ኣይተ ዳንኤል ኦላኒ ግሩፕ፡፡ ኣይተ ዳንኤል ኦላኒ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ብሸርፊ ወፃኢ ዝኣትዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዜጋታት ካብ ተሓጋዛይነት ናብ መፍረያይነት ንምስግጋር… Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዜጋታት ካብ ድኽነት ንምውፃእ ብዝተወገኑ ስራሕቲ ብዙሓት ዜጋታ ካብ ተሓጋዛይነት ናብ መፍረያይነት ተሰጋጊሮም ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ከተማን መሰረተ ልምዓትን ፈንታ ደጀን። ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት በጀት 2018 ዓ.ም ልምዓታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ላጲሶ ጌ’ዴሌቦ (ፕ/ር) ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Desta Nov 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ላጲሶ ጌ’ዴሌቦ (ፕ/ር) ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ህቡብ ናይ ታሪክ ምሁር ላዺሶ ጌ’ዴሌቦ (ፕ/ር) ብሕክምና ክሕገዙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ክወሃብ ዝፀንሐ ስልጠና ተዛዚሙ Desta Nov 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ክወሃብ ዝፀንሐ ስልጠና ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲን ቀደማይ ሚኒስትርን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብዝሃብዎ መምርሒ ስራሕ ተዛዚሙ። ናይቲ ፓርቲ ም/ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈትን ኣይተ ኣደም ፋራህ ከምዝበልዎ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድርቂ ዝፃወሩን ዝሓሸ ፍሪያት ዝህቡን ሃገራዊ ዓሌታት ስርናይ … Desta Nov 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ድርቂ ዝፃወሩን ዝሓሸ ፍሪያት ዝህቡን ሃገራዊ ዓሌታት ስርናይ ንምምዝጋብ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ኢንስቲትዩት ብዝሃ ህይወት ኢትዮጵያ። መራሒ ምርምር ኣዝርእትን ሆርቲካልቸርን ውብሸት ተሾመ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ ኣስታት 80 ካብ ዝኾኑ ዓሌታት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብሓደጋ ምጥሓል ጀልባ ዝጠፍኡ ብኣማኢቲ ዝቑፀሩ ሰባት ንምድሓን ፃዕሪ ይግበር ኣሎ Desta Nov 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዶብ ማሌዢያን ታይላንድን ብሓደጋ ምጥሓል ጀልባ ዝጠፍኡ ብኣማኢቲ ዝቑፀሩ ሰባት ንምድሓን ፃዕሪ ይግበር ኣሎ። መበገሲኦም ካብ ማይናማር ከተማ ቡቲዳንግ ዝገበሩ ኣስታት 300 ሰባት ኣብቲ ዶብ እንትበፅሑ ናብ ካልኦት ሰለስተ ማእኸለዎት …
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድን ቶተንሃምን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 11 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝተራኸባ ቶተንሃምን ማንቼስተር ዩናይትድን 2 ን 2 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን። ኣብ ስታዲየም ቶተንሃም ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ቴልን ሪቻልሰንን ንቶተንሃም እንተመዝግቡ፤ ናይ ማንቼስተር…