Fana: At a Speed of Life!

ውዕሊ ስምምዕነት 5 ነጥቢ 13 ቢሊየን ብር ፕሮጀክት ህንፀት ተፈረመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር  መስኖን ቆላማ ከባቢ ምስ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ኩባንያ ሃንሶል ፔፐር ደቡብ ኮሪያ ብ5 ነጥቢ 13 ቢሊየን ብር ልምዓት መስኖ ከርሰ ምድሪ ኣደኣ በቾን ፕሮጀክት ህንፀፅ ገፀር ልምዓትን ውዕሊ ስምምዕነት ተፈራሪሞም፡፡ እቲ ፕሮጀክት ኣብ…

ኢትዮጵያ ወናንነት በሪ ባሕሪ ንምርግጋፅ ዘኽእሉ ኣማራፂታት ኣለዉዋ – ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕስስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ኮሚቴታት ዝተውፃእፅኡ ኣመራርሓታት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ህብረት ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያን ዞባዊ ጉዳያትን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ጉዳያት ፀፅታን…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ብሕልፈት ኤሚር ኩዌት ሓዘነን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ስህለ ወርቅ ዘውዴ ብሕልፈት ኤሚር ኩዌት ናዋፍ ኣል-ኣሕመድ ኣል-ሳባህ ዝተሰመዐን ሓዘነን ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ኤሚር ኩዌት ሼኽ ናዋፍ ኣል ኣሕማድ ኣል ሳባህ ካብዛ ዓለም ብሞት ምፍላዮም ኣመልኪተን ንዝተክኡዎም ንኤሚር ሼኽ…

ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ ኣባላት ሸኔ ናብ ሕብረተሰብ ተፀምቢሮም ብሰላም ከምዝነብሩ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝነበሩን ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ መናእሰይ ናብ ሕብረተሰብ ብምፅምባር ብሰላም ንምንባር ድሉዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም። ሰልጠንቲ ክሳብ ሕዚ ንዝፈፀሙዎ ተግባር ንማሕበረሰብ ይቅርታ ዝሓቱሉን ቃል ዝኣትዉሉን መርሃ ግብሪ…

ኣብ ኬንያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወት ልዕሊ 174 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወት ልዕሊ 174 ሰባት ሓሊፉ። ከም ፀብፃብ ስፑትኒክ እቲ ሓደጋ ውሕጅ ዘጋጠመ ብምኽንያት ፅዕንቶ ኤልኒኖ ብዝዘነበ ዘይተለመደ መጠን ዝናብ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተመዘገበ ሕልፈት ሰባት…

ቻይና ንኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ሓገዝ ከምትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር  ሳይንስን ቴክኖሎጂን ቻይናን ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሎም ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ወርቁ ጋቸና…

ሩሲያ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ከምተጠናኽር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ምስ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ምትሕብባር ኣጠናኺ ክቕፅል ከምዝደሊ ሚኒስቴር ትምህርቲ ሩሲያ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ሚኒስቴር ትምህርቲ ሩሲያ ከምኡ እውን ካብ ትካላት ምርምር ትምህርቲ ሩሲያ ዝተውፃእፅኡ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 26 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ኣቐዲሙ ዝተዛተየ ንረብሓ ህዝቢ ተባሂሉ ትሕዝቶ መሬት ዝልቐቐሉ፣ ካሳ ዝኽፈለሉን ተለዓልቲ መሊሶም…

ግብፂ ሓበራዊ ተረባሕነትን ፍትሓዊነትን ዘይተኸተለ ቅዋም ሒዛ ኣላ – ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፂ ሓበራዊ ተረባሕነትን ፍትሓዊነትን ዘይተኸተለ ቅዋም ከምዝሓዘት መራሒ ጉጅለ ልኡኽ ተደራዳሪ ወገን ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ (ዶ/ር)÷ ውፅኢት ራብዓይ ዙር ሰለስተኣዊ ድርድር ዓብዪ ግድብ…

እስራኤል ንሃማስ ሓዱሽ ትልሚ ስምምዕነት ምቕራባ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ዕጡቕ ሃማስ ተወሰኽቲ ዕጉታት እንተለቒቑ እስራኤል ኣብ ወሽመጥ ጋዛ ትገብሮ ወታደራዊ ምንቅስቓስ ንሓፂር እዋን ጠጠው ንምባል ድልውቲ ምዃና ኣር ቲ መራኸብቲ ሓፋሽ እስራኤል ብምፅራሕ ፀብፂቡ። እቲ ናይ ስምምዕነት ሓሳብ ብኣሸማገልቲ ኳታር…