ዝንቕ ፋና ቻይናዊያን መርዕኡ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ስነ ስርዓት መርዕዖም ይፍፅሙ ኣለዉ Desta Dec 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)12 ፅምዲ ቻይናዊያን መርዕኡ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ስነ ስርዓት መርዕዖም ይፍፅሙ ኣለዉ። እቲ ኣደባባይ ነቶም ተመራዓውቲ “እንኳዕ ደስ በለኩም” ክብል መልእኽቱ ኣመሓላሊፉ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ልዕሊ ሃማስ ዝውሰድ ስጉምቲ ኣዋርሕ ክፀንሕ ይኽእል ኢዩ- እስራኤል Desta Dec 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃማስ ንምድምሳስ ዝውሰድ ስጉምቲ ኣዋርሕ ክፀንሕ ይኽእል ኢዩ ክትብል እስራኤል ገሊፃ። ሚኒስትር ምክልኻል ሰራዊት እስራኤል ዮአቭ ጋላንት፥ እታ ሃገር ኣብ ልዕሊ ጀኒን ን60 ሰዓታት ፈፂማቶ ዝበሃል ደብዳብ 11 ፍልስጤማዊያን ህይወቶም ምስ ሓለፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ መበል 88 ዓመት ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንምኽባር ናብ ቢሸፍቱ ኣምሪሖም Desta Dec 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ መበል 88 ዓመት ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንምኽባር ናብ ቢሸፍቱ ኣምሪሖም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ ቢሾፍቱ ኣብ ዝርከብ ክበብ መኮንናት ሓይሊ ኣየር እንትበፅሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ናብራ ስደተኛታትን ተቐባሊ ማሕበረሰብን ንምምሕያሽ ምስርሓ ክትቅፅል ኢያ- ኣይተ ደመቀ መኮንን Desta Dec 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብራ ስደተኛታትን ተቐባሊ ማሕበረሰብን ንምምሕያሽ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ምስርሓ ክትቅፅል ኢያ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ፥ ብምትሕብባር መንግስቲ ኢትዮጵያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ዘቲዮም Desta Dec 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት(ኣይኦኤም) ኤሚ ፖፕ ዘቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ ጎድኒ ንጎድኒ ኣብ ጄኔቫ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ፎረም ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ኢዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ንዲጂታል መለለዪ መንነት ዝኸውን ደገፍ 350 ሚሊየን ዶላር ገይሩ Desta Dec 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንብሄራዊ ዲጂታል መለለዪ መንነት ዝኸውን ደገፍ 350 ሚሊየን ዶላር ገይሩ። ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን ብሄራዊ ዲጂታል መለለዪ መንነት ኣቤኔዘር ፈለቀ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ እቲ መለለዪ መንነት ንኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ፓናል ኣመራርሓ ሓይሊ ኣየር ኣፍሪካ ተዛዚሙ Desta Dec 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ፓናል ኣመራርሓ ሓይሊ ኣየር ኣፍሪካን ኣገልግሎት ኣቪዬሽን ዝህቡ ትካላት ወፃኢን ተዛዚሙ። ኣብ መዛዘሚ እቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብረሃም በላይ (ዶ/ር)፥ ኣብቲ ዘተ ንዝተሳተፋ ሃገራትን ትካላትን ውህብቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ መትከል ስደተኛታት ብምቕባል ንስደተኛታት ደገፍ ትገብር ኣላ ተባሂሉ Desta Dec 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ መትከል ስደተኛታት ብምቕባል ንስደተኛታት ደገፍ ትገብር ከምዘላ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካሊኝ(ዶ/ር) ገሊፆም። ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፥ ጎድኒ ንጎድኒ መበል ካልኣይ ፎረም ስደተኛታት ምስ ምክትል ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝፍጠሩ ዘለዉ መድረኻት ርክብ ህዝቢ ውፅኢት የመዝግቡ ኣለዉ- ብ/ጄ ዘውዱ ሰጥኣርጌ Desta Dec 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሐሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ ናብ ዝተማልአ ሰላም ንምምላስ መስ ህዝቢ ዝፍጠሩ ዘለዉ መድረኻት እወንታዊ ውፅኢት የመዝግቡ ኣለዉ ክብሉ ኣካቢ ቅርንጫፍ ኮማንድ ፖስት ምብራቕ ኣምሓራ ደሴ ብ/ጄ ዘውዱ ሰጥአርጌ ገሊፆም። እቲ ኮማንድ ፖስት እዋናዊ ኩነታት ፀፅታ ዝጠመተ…
ቢዝነስ ሰብ ሃፍቲ ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ Desta Dec 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ። ፎረም ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ብራዚል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ፥ እቲ ኮርፖሬሽን ንቀጥታ…