Fana: At a Speed of Life!

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ጋዛን ዌስት ባንክን ኮሪደራት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምኽፋት ስራሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ጋዛን ዌስት ባንክን ኮሪደራት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምኽፋት ስራሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሪደራት ሰብኣዊ ሓገዝ እንትኽፈት ኲናት እስራኤልን ሃማስን ኣብ ዝካየደሎም ከባታት ወሽመጥ ጋዛን ዌስት…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኤሚ ኢ ፖፕ ተዛቲየን። ኤሚ ኢ. ፖፕ ቀዳማይ ዑደት ስረሐን ኣብ ኢትዮጵያ ገይረን፡፡ ኣብ ዑደተን ምስ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝገበረኦ ልዝብ÷ ኢትዮጵያ…

ወዲ 14 ዓመት ኢትዮጵያዊ ሰገን ተዓዋቲ ሽልማትን ሳይንቲስታት 2023 ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዝነብር ወዲ 14 ዓመት ኢትዮጵያዊ ሰገን ሂመን በቀለ ተዓዋቲ ሽልማትን ሳይንቲስታት 2023 ኮይኑ። ሂመን እቲ ሽልማት ዝረኸበ÷ ካንሰር ቆርበት ዝከላኸል ፕሮጀክት ሳሙና ብምቕራብን ኣብ ደረጅኡ ምስ ዝርከቡ ሰገናት ሳይንቲስታት…

ኣይተ ብናልፍ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኤሚ ኢ. ፖፕ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ከይዲ ህንፀት ሰላም ብዛዕባ ዝድገፈሉ ኩነታ ኣልዒሎም፡፡…

ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣብ 3 ኣዋርሕ ዝወገኖም ተግባራት ገምጊሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ዝወገኖም ተግባራት፣ ዝተረኸቡ ዓወታትን ጉድለታትን ሎሚ መዓልቲ ገምጊሙ። ሕዝባዊ፣ መንግስታዊን ሃይማኖታዊ በዓላት፣ መዓልቲታት ጳጉሜን፣ በዓላት ሓዱሽ ዓመት፣ መስቀል፣ መውሊድን…

ቀዳማይ ፖለቲካዊ ምኽክር ኢትዮ-ቺሊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ፖለቲካዊ ምኽክር ኢትዮ-ቺሊ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። እቲ ምኽክር ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ተጠባባቒ ኣማኻሪ ጉዳያ ኣውሮፓን ኣሜሪካን እስክንድር ይርጋን ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቺሊ ዋና ዳይሬክተር…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብሄራዊ ግልጋሎት ዜግነት መናእሰይ ሕጊ ኮይኑ ንኽወፅእ ዝቐረበሉ ውሳነ ሓሳብ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብሄራዊ ግልጋሎት ዜግነት መናእሰይ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሕጊ ኮይኑ ንኽወፅእ ዝቐረበሉ ውሳነ ሓሳብ ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ 6ይ ዘበን ፓርላማ 3ይ ዓመት ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣካይዱ፡፡ ኣብቲ ኣኼቡኡ ድማ ቀዋሚ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ንኸዕቢ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ንኸዕቢ ሓቲቶም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኤሚ ኢ. ፖፕ ተዛቲዮም። ኣብዚ…

ዓቕሚ ዳያስፖራ ንምጥቃም ብዕቱብ ክስራሕ ኢዩ – ግልጋሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፃሊ ንተሳትፎ ዳያስፖራ ምቹው ኩነታት ብምስፋሕ ዓቕሚ ዳያስፖራ ማሕበረሰብ ንምጥቃም ብዕቱብ ከምዝስራሕ ግልጋሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ገሊፁ፡፡ ኣብዚ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ልምዓትን ተሳትፎን ስራሕቱ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኣብ…

ኤዲን ሃዛርድ ጫማኡ ሰቒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተፃዋቲ ጋንታታት ቼልሲ ሪያል ማድሪድ ኤዲን ሃዛርድ ኣብ 32 ዓመቱ ንባዕሉ ካብ ኩዕሾ እግሪ ምግላሉ ኣፍሊጡ፡፡ ሃዛርድ÷ ናብ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ድሕሪ ምፅምባሩ ብዘጋጠሙዎ ተደጋገምቲ ጉድኣታት ናይ ምስላፍ ዕድል ምስኣኑ ይፍለጥ፡፡…