ከይዲ ድህረ-ፍርያት እንሰት ምዝማን ዘኽእሉ ቴከኖሎጂታት ናይ ምምዕባል ስራሕ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ድህረ-ፍርያት ተኽሊ እንሰት ዘቀላጥፍን ኣብ ከይዲ ምፍራይ ዝህሉ ፅዕንቶ ስራሕ ዝፈትሑ ቴከኖሎጂታት ናብ ስራሕ እናእተወ ምዃኑ ዩኒቨርሲቲ ኣርባ ምንጭ ገሊፁ።
ከይዲ ድህረ-ፍርያት ተኽሊ እንሰት ንምዝማን ዘኽእል ዓለም ለኸ ዓውደ መፅናዕቲ ኣብ…