ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ዓመተ 2016 ኣብ መላእ ሃገር ይኽበር ኣሎ Desta Sep 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓዱሽ ዓመት ዓመተ 2016 ኣብ መላእ ሃገር ብዝተፈላለየ ምድላው ይኽበር ኣሎ። እቲ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር መራሕቲ ሃይማኖትን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፊም። ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማህማት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Desta Sep 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማህማት ንመላእ ኢትያዊያን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቲ ዓመት ንመላእ ህዝቢ ዘበነ ሰላምን ምዕባለን ንክኸውን ተመኒዮም። ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ብግደኦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ሩባ ኣባይ ንሓደ ወገን ኣብ ዘዘምበሉ ስምምዓት ኣይትእገድን – ኣምባሳደር መለስ ኣለም Gebremariam Weldegerima Sep 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግድብ ህዳሴ በራዊ ተረባሕነት እቲ ዞባን ተፋሰስን ሃገራትን ዘረጋግፅ ፕሮጀክት ኢዩ ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም ገሊፆም፡፡ ኣምባሳደር መለስ ኣለም ÷ እቲ ግድቡ ኢትዮጵያውያን ብዙሓት ኮይኖም ከም ሓደ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Sep 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ÷ “ንቕበሎ ሓዱሽ ዓመት 2016 ዓ.ም ግዝፈት ሃገርና ነረጋግፀሉ ንኽኸውን ኩሉ ብፅሒቱ ክዋፃእ ይግባእ” ኢሎም። ምኽዛን ፀገማት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Sep 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ሚኒስትር ኣብ መልዕኽቶም፥ “ብፍቓድ ፈጣሪ 2015 ዓ.ም ሓሊፍና ናብ ሓዱሽ ዘበን በፂሕ፤ ኢትዮጵያ እውን ንውረድ ደይብ እናሰዓረት ተጓዒዛ” ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምልኢት ማይ ግድብ ህዳሰ ንተፋሰስ ሃገራት እኹል መጠን ማይ ክሓልፍ ብምግባር ዝተሳለጠ ኢዩ – ያእቆብ ኣርሳኖ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምልኢት ማይ ግድብ ህዳሰ ንታሕተዎት ተተፋሰስቲ ሃገራት እኹል መጠን ማይ ክሓልፍ ብምግባር ዝተሳለጠ ከምዝኾነ ኣብ ዩኒበርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ተማራማሪ ሃይድሮ ፖለቲክስን ኣባል ጉጅለ ተደራዳሪ ግድብ ህዳሰን ያእቆብ ኣርሳኖ (ዶ/ር) ገሊፆም። ራብዓይን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ክርስቲያኖ ሮናልዶ ሆቴሉ ብሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ንዝተጎድኡ ዜጋታት መዕረፊ ክኸውን ፈቒዱ Gebremariam Weldegerima Sep 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክርስቲያኖ ሮናልዶ ኣብ ሞሮኮ ዝርከብ ናይ ውልቀ ሆቴሉ ብሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ንዝተጎድኡ ዜጋታት መዕረፊ ክኸውን ፈቒዱ፡፡ ቶክ ስፖርት ከምዝፀብፀቦ÷ ኣብ ሞሮኮ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ምሰጋጠመ ፖርቹጋላዊ ኮኾብ ተፃዋታይ ኣብ ማራካሽ ዝርከብ ሆቴሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሓድነት ኣብ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ Desta Sep 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ሓድነት ኣብ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ። ሎሚ መዓልቲ ብብርኪ ሃገር “ብሕብረት ዝተሃነፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መዓልቲ ሓድነት ይኽበር ኣሎ። ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት እተን ምምሕዳራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን ሓድነት ንክጉልብት ግደኦም ከምዝዋፅኡ ኣረጋጊፆም Desta Sep 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን ሓድነት ንክጉልብት ግደኦም ከምዝዋፅኡ ኣረጋጊፆም። ሎሚ መዓልቲ ብብርኪ ሃገር “ብሕብረት ዝተሃነፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ሓድነት ምኽኒያት ብምግባር እቶም ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “እቲ ዝረብሕ ብምጥንኻር ሓዱሽ ዓመት ክንቅበሎ ኣለና”-ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ Desta Sep 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወዕጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ሓዱሽ ዓመት 2016 ዓ.ም ምኽኒያት ብምግባር ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።…