Fana: At a Speed of Life!

ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር 21 ጊዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት 2016 ዓ.ም ምኽኒያት ብምግባር 21 ጊዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ። ፅባሕ ንጎሆ 12 ሰዓት እቲ መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…

ግዱሳት ተጋሩ 1 ነጥቢ 4 ሚልየን ብር ዝግመት ናውቲታት ትምህርቲ ሓጊዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዱሳት ተወለድቲ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ብ1 ነጥቢ 4 ሚልየን ብር ዝተዓደጉ ናውቲ ትምህርቲ ሓጊዞም። እቶም ተቐማጦ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ድያስፖራ ተወለድቲ እቲ ወረዳን ካልኦት ግዱሳት ወገናትን ብምትሕብባር ኢዮም እቲ ደገፍ ኣበርኪቶም። እቲ…

ኣብ ሓዱሽ ዓመት ሓፁር ኣፈላላይ ብምፍራስ ሓውልቲ ሓድነት እንተኽለሉ ኢዩ- ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓዱሽ ዓመት ሓፁር ኣፈላላይ ብምፍራስ ሓውልቲ ሓድነት እንተኽለሉ ኢዩ ክብሉ ኣፈ-ጉባኤ ቤት መኽሪ ፌዴሬሸን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ኣብ 2016 ተስፋ ዝፅነሰሉ፣ ካብ ዝሓለፈ ፈተናን ዓወትን ብምምሃር ንዝሓሸ ለውጢን ሓዱሽ ተስፋን ንባዕልትና…

 “መዓልቲ ሓድነት” ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “መዓልቲ ሓድነት” ብብብርኪ ሃገር ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት፥ ብሕብረት ዝተሃነፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብመንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትካላት ዝኽበር ዘሎ። ክብሪ ሓድነት ንምጉልባት፣ ሓድነት ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ…

መበል 11 ስነ-ስርዓት ሽልማት ናይዚ ዓመት `በጎ ሰው` ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ ጳጉሜን 5 ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 11 ስነ-ስርዓት ሽልማት ናይዚ ዓመት `በጎ ሰው` ተኻይዱ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ሽልማት÷ ንኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ቅንዕ ንኽትብል ንዝገበሩን ዝተፈላለዩ ሰናይ ስራሕቲ ንዝወገኑ ሰባት ኣፍልጦ ተዋሂቡ። ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓመታት ብዝተገበሩ…

ብጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዝተሰናደአ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ፀሎት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዝተሰናደአ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ፀሎት ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ይካየድ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ ፀሎት÷ ሓዱሽ ዓመት 2016 ዓመተ ምህረት ብይቅርታን ብዕርቂን ንምቕባል ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ መርሃ…

ኣብ ፍርቂ ማራቶን ኒውካስል ኣትሌት ታምራት ቶላ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እንግሊዝ ከተማ ኒውካስል ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኣትሌት ታምራት ቶላ ተዓዊቱ። ኣትሌት ታምራት ቶላ ነቲ ርሕቐት 59 ደቒቕን 58 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢዩ ቀዳማይ ወፂኡ፡፡ ካሊእ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ሙክታር…

ብሰናይ ስነ-ምግባር ዝተሃነፀ ሃገር ዝርከብ ዜጋ ንምፍራይ ዝጀመርናዮ ስራሕ ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና – ኣቦታት ሃይማኖት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወለዶ ብስነ-ምግባር ብምህናፅ ሃገር ተረካቢ ዜጋ ንምፍራይ ዝጀመርናዮ ስራሕ ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና ክብሉ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም፡፡ 5 ጳጉሜን መዓልቲ ትውልዲ "ኢትዮጵያ ድምር ወለዶታት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተኸበረ…

ትካል ቄራታት ንበዓል ሓዱሽ ዓመት ጥዕንኡ ዝተረጋገፀ ግልጋሎት ማሕረዲ ንመሃብ ምድላው ከምዝዛመ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንበዓል ሓዱሽ ዓመት ጥዕንኡ ዝተረጋገፀ ግልጋሎት ማሕረዲ ንመሃብ ምድላው ከምዝዛመ ትካል ቄራታት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ትካል ኣታክልቲ ገ/ሚካኤል ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ንበዓል ሓዱሽ ዓመት 2016…

ብስነ ምግባር ዝተሃነፀን ግዕዝይና ዝፅየፍን ወለዶ ንምፍጣር ብዕቱብ ምስራሕ ይግባእ – ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብስነ ምግባር ዝተሃነፀን ግዕዝይና ዝፅየፍን ወለዶ ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ ወሳኒ ብምዃኑ ቀዳማይ ትኹረት ተዋሂቡ ክስረሐሉ ከምዝግባእ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ገሊፁ። ኮሚሽነር ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር)…