Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ህያብ በዓል ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መፃኢ በዓል ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ 2019 ዓ.ም ብዝምልከት ንሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ናይ በዓል ውህብቶ ኣበርኪቶም። ብተወሳኺ ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ደገፍ ዝግበረሎም ህፃናት፣ ናይ ትምህርቲ…

ዘይብዳህ መርአያ ፅንዓት!

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)3 ጳጉሜን መዓልቲ ፅንዓት ብብርኪ ሃገር ብኽብሪን ብድምቀትን ተኸቢሩ ውዒሉ። ፅንዓት እንትለዓል ድማ ሃገረ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጥንኩር መሰረት ንምህናፅ ልዑል ኣበርክቶ ዝገበረ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ዘይብዳህ ፍቕሪ ሃገርን ፅንዓትን ዘለዎ ህያው…

ፕሬዚዳንት ታዬ ሰብሃፍቲ ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንኽገብሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ሰብ ሃፍቲ ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ኢንቨስትመንት ንኽሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዱባይ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓመታዊ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኢንቨስትመንት ጎኒ…

ኢትዮጵያ ፈተናታት ብፅንዓት ብምሕላፍ ዘኹርዑ ዓወታት እናመዝገበት ትርከብ — ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብዙሓት ፈተናታት ብፅንዓት ብምሕላፍ ዘኹርዑ ዓወታት እናመዝገበት ትርከብ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር። ትካላት ፀፅታን ድሕነትን ጳጉሜን 3 መዓልቲ ፅንዓት “ፅንዓት ንብራኸ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ…

መዓልቲ ፅንዓት ኣብ ትካላት ፀጥታን ድሕነትን ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጳጉሜን-3 መዓልቲ ፅንዓት ኣብ ትካላት ፀጥታን ድሕነትን ብዝተፈላለዩ መደባት እናተኸበረ ይርከብ። እቲ በዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ መዘከሪ ዓወት ዓድዋ “ፅንዓት ንብራኸ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እዩ እናተኸበረ ዝርከብ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፤…

ብፅንዓት ሃገር ዘፅንዕ ህዝባዊ ትካል

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብዙሓት ዓይነታት ፈተናታት ብፅንዓት ተሳጊራ መዓልታት ጳጉሜን 2018 ዓ.ም “ብራኸ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል እናኽበረት ትርከብ። በዚ ድማ ትካላት ፀፅታን ድሕነትን ንዘበናት ዝቐፀለ ታሪኽ ብራኸ ኢትዮጵያ ብፅንዓት ንምቕፃል ዘበርከቱዎ…

ፅንዓት መግለፂ ትማልን ሎምን ኢትዮጵያውያን እዩ — ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅንዓት መግለፂ ትማሊን ሎሚን ኢትዮጵያውያን እዩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ። ሙሉእ ትሕዝቶ መግለፂ እቲ ኣገልግሎት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦ እንኳዕ ንጳጉሜን 3 መዓልቲ ፅንዓት ኣብፀሐኩም፣ ኣብፅሐና! ፅንዓት መግለፂ ትማሊን…

መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) – መዓልቲ ፅንዓት

መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንጳጉሜን 3 መዓልቲ ፅንዓት መዓልቲ ፅንዓት ንኢትዮጵያ እንትንሓስብ፣ ለይቲን ቀትሪን ብፅንዓት ብምቛም ሃገር ካብ ፀላኢ ንምሕላው ወፂኦም ንዝሓድሩ ብርቱዓት ሓይልታት ፀጥታና ቀዳምነት ከይሃብና ብዛዕባ ኩለመዳይ ብራኸ ምሕሳብ ፈፂሙ…

መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ምብራኽ ከተማታትና፥ መልክዕ ምብራኽ ሃገርና እዩ። ደረጃኦም ዝሓለዉ ከተማታት መስትያት ስልጣነ እዮም። ደረጃ ዕቤት ሓንቲ ሃገር፣ ብራኸ ኣተሓሳስባ ህዝባ፣ ቆራፅነት ሓለዋ ከባቢን ኣንፈት ልምዓትን ብግልፂ ዘርእዩ ህያዋን ገፃት እዮም። ብፍልፍል ሓሳብ ክቡር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ…

ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ፤ ታሪኻዊ እምነ ኩርናዕ ዘበን ብራኸ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዘበን ብራኸ ጋህዲ ምዃኑ ዘበስሩ ብዙሓት ዓበይቲ ፕሮጀክታት እናወገነት ትርከብ። ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ድማ ዓቢዪ ግድብ ሕዳሰ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከተማታት ዝተሰርሐ ልምዓት ኮሪደርን ብዙሓት ሜጋ ፕሮጀክታትን ክፅርሑ ይኽእሉ። ተዛዚሞም…