ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝቕፅሉ መዓልታት ጳጉሜን “ብራኸ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክኽበሩ እዮም Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝቕፅሉ መዓልታት ጳጉሜን “ብራኸ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ ስያመታት ክኽበሩ ኢዮም ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲቲ ከበደ ደሲሳ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤ ዝተዛዘመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2026 0 ኢትዮጵያ ብዙሕ በረከት ዘለዋ ሃገር እያ። ተፈጥሮ ዝዓደላ ሃፍቲን ምስ ሰብ ስራሕ ጥሪታ ተደሚሮም ምዕባለኣ ዘይተርፍ ምዃኑ ዝምስክሩ እዮም። ቱሪዝም ካብቶም ንኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ካብ ዘለዉ ዓምዲታት ሓደ ኮይኑ ብሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ፍሉይ ቦታ ተዋሂብዎ እዩ። እዚ ኣድማስ ኣረኣእያ ምስፋሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀንዲ ተግባራት ወርሒ ሓምለን ነሓሰን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) እንትቃነ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2026 0 ቀንዲ ተግባራት ወርሒ ሓምለን ነሓሰን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) እንትቃነ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓንቲ ፀሓይ፦ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሻምናይ ዓመቱ ኣብ ዝሓዘሉ ዓመት፤ ኣካቢ ኮፕ32 (COP32) ዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፣ ቀዳመይቲ እመቤት ዝናሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓራዊ ጉዕዞ ትካላት ሃይማኖት ንሰላም፣ ንማሕበራዊ ውህደትን ሃገራዊ ልምዓትን ልዑል ግደ ኣለዎ – ፕሬዚዳንት ታዬ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ 26፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ን15 ዓመታት ዘካየዶ ሓበራዊ ጉዕዞ ምትሕብባር ትካላት ሃይማኖት ኣብ ምጥንኻር፣ ሰላምን ማሕበራዊ ውህደትን ኣብ ምዕባይ፣ ንሃገራዊ ዕቤትን ልምዓትን ወሳኒ እጃም ተፃዊቱ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። መበል 15…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ብሓባር ታሪኻዊ ዓወት ፅሒፉ – ኣቶ መሓመድ እድሪስ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ንሰላምን ሓድነትን ኣብነት ዝኾነ ትካል እዩ ኢሎም ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ። መበል 15 ዓመት ምስረታ በዓልን መበል 18 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤን ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤር ፖሊስ ናይ ኩሉ እዋን ድልውነት ሰራዊት ኣጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጀነራል ይልማ መርዳሳ ኤር ፖሊስ ናይ ኩሉ እዋን ድልውነት ሰራዊት ብዝበለፀ ከጠናኽር ይግባእ ኢሎም። እቶም ዋና ኣዛዚ ኣብ መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓ ኤር ፖሊስ ብምርካብ መምርሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕረዚደንት ታየ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ታይላንድ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕረዚደንት ታየ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ታይላንድ ሲሓሳክ ፉዋንግኬትክየው ተዛቲዮም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ታይላንድ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ከምኡ እውን ንታሪኻዊ “ተበግሶ ታይላንድ–ኣፍሪካ” ብዕሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ ኣገልግሎት ሓዋላን ፍቓድ ዘይብሎም ኣመሓላለፍቲ ትካላትን ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ ኣገልግሎት ሓዋላን ፍቓድ ዘይተውሃቦም ትካላት ኣመሓላለፍቲ ገንዘብን ዕላዊ ገይሩ። ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፤ ሕብረተሰብ፣ ኣባላት ዲያስፖራን ዓማዊልን ፍቓድ ዘይብሎም ተወከልቲ ምትሕልላፍ ገንዘብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ፀጥታን ድሕንነትን ሰላም ሃገር ንምሕላው ዘኽእል ዓቕሚ ገሃኒፆም እዮም – ኣዛዚ ፖሊስ ፌደራል Gebremariam Weldegerima Aug 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካላት ፀጥታን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ሰላምን ድሕንነትን ሃገር ንምሕላው ዘኽእል ትካላዊ ዓቕሚ ሃኒፆም እዮም ኢሎም ላዕለዋይ ኣዛዚ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል። እቶም ላዕለዋይ ኣዛዚ ፖሊስ ፌዴራል እዚ ዝበሉ፤ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት እንትጠናኸሩ ሃገር ትፀንዕ፤ ስርዓት ዴሞክራሲ እውን መሰረት ይሕዝ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ mizan mekonen Aug 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 21፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገርና ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ብልፅግና፣ ዘላቒ ሰላምን ናይ ሓቂ ዴሞክራሲያዊ ስርዓትን ጋህዲ ንምግባር ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝፈፀመቶ ዓሚቝ ትካላዊ ምምሕያሻትን ዘመዝገበቶም ርኡይ ውፅኢታትን መሰረት እናሓዙን እናፀንዑን መፂኦም። ሃገር ብፅኑዓት ትካላታ…