Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ሃገራዊ ዘተ ዓውዲ ፖለቲካ ካብ ስምዒት ተቓርኖ ወፂኡ ብመገዲ ቕርታ ንኽኸይድ መሰረት ዘንበረ እዩ -ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 16፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገራዊ ዘተ ዓውዲ ፖለቲካ ካብ ስምዒት ተቓርኖ ወፂኡ ብመንገዲ ቕርታ ንኽኸይድ መሰረት ዘንበረ እዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። ካብ ሓምለ 8 ቀን 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ክካየድ ዝፀንሐ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ስነ ስርዓት መዕፀዊ ይካየድ ኣሎ።…

ምኽረ ሓሳባት ኣጀንዳ ን4 ሲሕ ተሳተፍቲ ጉባኤ ይቐርቡ ኣለዉ

ምኽረ ሓሳባት ኣጀንዳ ን4 ሲሕ ተሳተፍቲ ጉባኤ ይቐርቡ ኣለዉ ካብ 8 ሓምለ 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ክካየድ ዝፀንሐ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ መወዳእታ ምዕራፍ በፂሑ ኣሎ። ኣብ ሸሞንተ ኣጀንዳታት ብምድሃብ ክዝትዩ ዝፀንሑ 4 ሸሕ ተሳተፍቲ ጉባኤተኛታት፤ ኣብዚ ሕዚ እዋነ ኣብ ነፍሲ ወከፍ…

ባሕሪ ዝተኸልከሉ ባሕረተኛታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማይ ንኢትዮጵያ ትማሊኣን ሎሚኣን እዩ። ናይ ትማሊ ታሪኻ ካብ ዓበይቲ ማያት ዝተቐድሐ እዩ። ናይ ሎሚን ፅባሕን ምዕባለኣ እውን ካብ ማይ ዝተነፀለ ኣይኮነን። ቀዳሞት ኢትዮጵያውያን መስመራት ባሕሪ ተቖፃፂሮም ነይሮም። ዓለም ለኸ ንግዲ ኣተኣሳሲሮም…

ብናፅነት ተዓጂቡ ዝደምቕ ፅባቐ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ክረምቲ እናሓለፈ፣ ሓርየት ሩባታት እናፀረዩ፣ ነሓሰ እናተወድአ እንንትኸይድ ኣዋልድ ብናፍቖት ዝፅበያኦ ግዜ ደበኽ ይብል። መሬት ለምለም እንትትከውን ጎራዙ ብባህላዊ ክዳውንቲ ይምዕርጋ። ካብ ኣፍ እተን ጎራዙ ኣብ እዋን እቲ በዓል ፅያፍ ቃል…

ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ዓውዲታት ምክልኻልን ፀፅታን ስትራተጂካዊ ምትሕብባር ንምምስራት ተሰማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ዓውዲታት ምክልኻልን ፀፅታን ሓፈሻዊ ስትራተጂካዊ ምትሕብባር ንምምስራት ኣብ ስምምዕነት በፂሐን። ብዋና ዳይሬክተር ዝምድናታትን ወፃኢ ወተሃደራዊ ምትሕብባርን ሚኒስቴር ምክልኻል ሜጀር ጀነራል ተሾመ ገመቹ ዝተመርሐ ላዕለዋይ…

ፌደራል ፖሊስ ንስግኣታት ፀፅታ ብልዑል ብቕዓት ንምምካት ድሉው እዩ – ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ንስግኣታት ፀፅታ ብልዑል ብቕዓት ብምፍሻል ሰላም ሃገር ንምርግጋፅ ድሉው እዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኣዛዚ ፖሊስ ፌደራል ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል፡፡ ስትራቴጂካዊ ኣመራርሓን ላዕለዎት መኮንናት ፖሊስን ፖሊስ ፌደራል ኣብ…

ናይ መወዳእታ ሰነድ ሃገራዊ ዘተ ፅባሕ ንኹሎም ጉጅለታት ክቐርብ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ካብ ዝቐረቡ ምኽረ ሓሳባት ተጠርኒፉ ዝተዳለወ መወዳእታ ሰነድ፣ ጽባሕ ንኹሎም ጉጅለታት ከም ዝቐርብ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ኮሚሽነር ሃገራዊ ዘተ ሂሩት ገ/ሥላሴ፣ ብዛዕባ እዋናዊ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ – ኣምባሳደር ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንዱስትሪ ኣቪዬሽን ዓለም ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ካብ ምውስኻ ዋጋ ነዳዲ ክሳብ ለበዳ ቫይረስ ኮቪድ-19ን ወጥሪታት ጂኦፖለቲካን ብዙሓት ብድሆታት ኣጋጢሞምዎ እዮም። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ እውን በዞም ኩሎን ብድሆታት ኮይኑ ፈተናታት ናብ ዕድላት…

ጉዕዞ ዲጂታል ኢትዮጵያ ካብ ህንፀት ክእለት ክሳብ ሉኣላውነት ሃገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዘበንና ብቕልጡፍን ብዘይተቛረፀን መልክዕ እናዓበየ ዝርከብ ቴክኖሎጂ ኣንፈት ውድድር ዓለም ኣብ ዘፈር ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን ስራሕን ብዝለዓለ ደረጃ እናቐየረ ይርከብ። ኣብ ውሽጢ ሒደት ካልኢታት ኣህጉራት ዝሰግር ፍሰት ሓበሬታን ፋይናንስን ስራሕ…

ሉዓላውነት ሃገርን ዋሕስ ሰላም እቲ ዞባን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሉኣላውነት ሃገርን ድሕነት ህዝብታትን ካብ ምሕላው ብተወሳኺ ንሰላምን ድሕነትን ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካን መላእ ኣህጉር ኣፍሪካን ዋሕስ ኮይኑ ዝፀንሐ ዓቢዪ ትካል እዩ። ኣብ ታሪኽ ኣጋጣሚታት ህልውና ሃገር ዘረጋገፀን ኣብነት…