ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ጎቦታት ዓድዋ ክሳብ ጉባ፤ ዓድዋ ብልክዑ እንትዝከር! Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2026 0 ካብ ጎቦታት ዓድዋ ክሳብ ጉባ፤ ዓድዋ ብልክዑ እንትዝከር! ዓወት ዓድዋ ናይ ጦር ሜዳ ዓወት ጥራሕ ዘይኮነ፤ ኢትዮጵያ ናይ ባዕላ ዕድል ባዕላ ከምትውስን ንዓለም ዝኣወጀበትሉ ኣዋጅ ነይሩ። መስዋእትነቶም እንዝክሮ ብናይ ትማሊ ግርማ ብምንባር ጥራሕ ዘይኮነ፣ ናይ ሎሚ ኣሰርና ብምንባር ኢዩ። ብመንፈስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 130 በዓል ዓወት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 130 በዓል ዓወት ዓድዋ “ካብ ዘኹርዕ ታሪኽ ናብ ብሩህ ኣድማስ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ መዘከሪ ዓወት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ። ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን እቲ በዓል ምኽንያት ብምግባር ኣብ እግሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓድዋ ብሕብረት ዝተሰለፉ ጀጋኑ ዓወት ዝሓፈሱሉ ተምሳሌት ፅኑዕ መንፈስን ብራኸን ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መበል 130 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም÷ ዓወት ዓድዋ ኣኽሊል ዓወት ፀለምቲ ህዝቢታት፤ ኩሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መበል 130 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፉዎ ሙሉእ መልእኽቲ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፡- እንኳዕ ንመበል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ንሕልፈት መንፈሳዊ መራሒ ኢራን ዘቃለዐ ዞባዊን ወታደራዊን ጎንፂ ማእኸላይ ምብራቕ… Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንፈሳዊ መራሒ ኢራን ኣያቶላህ ዓሊ ኻሚኒ ንሕልፈት ዘቃለዐ ዞባዊን ወታደራዊን ጎንፂ ማእኸላይ ምብራቕ ተጠናኺሩ ቀፂሉ ኣሎ፡፡ ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ኣብ ሞንጎ እስራኤል፣ ኣሜሪካን ኢራንን ከም ብሓዱሽ ዝደገሰ ወታደራዊ ጎንፂ ዞባ ማእኸላይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ኣዘርባጃን ዝገበሩዎ ዑደትን ሓደሽቲ ምሕዝነታትን… Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኣብ ኣዘርባጃን ዝገበሩዎ ዕላዊ ዑደት ኢትዮጵያ ሓደሽቲ ምትሕብባራትን ምሕዝነታትን ንምጥንኻር ከምትሰርሕ ዘርኢ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ሚኒስትር፤ ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ዓድዋ ንኣፍሪካውያን ሓበራዊ ሓድነትን ወታደራዊ ምትሕባርን ልዑል መሰረት ኢዩ – ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓወት ዓድዋ ንኣፍሪካውያን ሓበራዊ ሓድነትን ወታደራዊ ምትሕባርን ልዑል መሰረት ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) 2ይ ጉባኤ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ "ካብ ዘኹርዕ ታሪኽ፣ ናብ ብሩህ ኣድማስ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ…