ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዛዘሚ ስራሕቲ ተግባራት ኣዋርሕ ጥሪን ለካቲትን 𝟐𝟎𝟏𝟖 Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2026 0 መዛዘሚ ስራሕቲ ተግባራት ኣዋርሕ ጥሪን ለካቲትን 𝟐𝟎𝟏𝟖 ፤ ኣብ ክልቲኦም ኣዋርሕ መሪሕ ዲጂታል ኣገልግሎታት፣ ሰፋሕቲ መሰረተ ልምዓታትን ኢኮ-ቱሪዝምን ዝተመረቑሉ ከምኡ እውን ስትራቴጂካዊ ዓለም ለኸ ምትሕብባራት ዝተጠናኸሩሉ ነይሩ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴራላዊ ዲሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንመረፃ ዕውትነት ደቂ ኣንስትዮ እጃም መሪሕነት ክወስዳ ይግባእ – ኣይተ ኣደም ፋራህ mizan mekonen Mar 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ) 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዕውት ንክኾን ደቂ ኣንስትዮ እጃም መሪሕነት ክወስዳ ይግባእ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ዋና ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲን ኣደም ፋራህ። ሚኒስቴር ሰላም ምስ ኣወዳድባ ደቂ ኣንስትዮ ብምትሕብባር ‘ግደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ mizan mekonen Mar 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ብብዙሕ ዓውድታት ልምዓት ኢኮኖሚ እትገብሮ ዘላ ፃዕሪ ዝጭበጥ ውፅኢት ይህብ ኣሎ ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፡፡ ንግዲ ምብራቕ ኣፍሪካን ንግድን ኢንቨስትመንትን ናብ ተረባሕነት ንምስግጋር ዘኽእል…
ቢዝነስ 4ይ ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ 17ን 18ን መጋቢት 2018 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)4ይ ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ቀፃሊ 17ን 18ን መጋቢት 2018 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ፡፡ ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘለቀ ተመስገን (ዶ/ር) ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ እቲ ፎረም ኢትዮጵያ ዘለዋ ምቹው ምህዳር ኢንቨስትመንት…
ስፓርት ሎሚ ኣብ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 4 ፀወታታት ክካየድ እዩ mizan mekonen Mar 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ መርሃ ግብሪ መበል 29 ሰሙን ሎሚ ምሸት 4 ፀወታታት ክካየድ እዩ። ኣብ ቀፃሊ ውድድር ዓመት ኣብ ሻምፕዮንስ ሊግ ኤውሮፓ ትወዳደር ዘላ ሊቨርፑል ናብ ስታድየም ሞሊኒክስ ተጓዒዛ ምሸት ሰዓት 5፡15…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ልዕሊ መላእ ኣፍሪካን ፀለምቲ ህዝቢታትን ፀሊሙ ብዝነበረ ሰማይ ፀሓይ ዝበረቐሉ ዕለት ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ… Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ልዕሊ መላእ ኣፍሪካን ፀለምቲ ህዝቢታትን ፀሊሙ ብዝነበረ ሰማይ ፀሓይ ዝበረቐሉ ዕለት ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ መበል 53 ስሩዕ ኣኼባኡ ዘመሓላለፎም ሽዱሽተ ዋና ዋና ውሳነታት Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ መበል 53 ስሩዕ ኣኼባ ሽዱሽተ ዋና ዋና ውሳነታት ኣመሓላሊፉ፡፡ ውሳነታት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት፡- ምጥያሽ ዩኒቨርሲቲ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ መደመር፦ ኣብቲ ዓውዲ መናእሰይ ንምስልጣንን ምሁራን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ዓድዋ ካብ ኢትዮጵያውያን ሓሊፉ ንመላእ ፀለምቲ ህዝቢታት ዘኹረዐ ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓወት ዓድዋ ካብ ኢትዮጵያውያን ሓሊፉ ንመላእ ፀለምቲ ህዝቢታት ዘኹረዐ ታሪኻዊ ዓወት ኢዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡ መበል 130 በዓል ዓወት ዓድዋ "ካብ ዘኹርዕ ታሪኽ ናብ ብሩህ ኣድማስ" ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀጋኑ ዓድዋ እዚ ሓዱሽ ዘበን ብምዃን ጭቡጥ ናይ ለውጢ ኣብነት ክንከውን ኢና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ጀጋኑ ዓድዋ እዚ ሓዱሽ ዘበን ብምዃን ጭቡጥ ናይ ለውጢ ኣብነት ክንከውን ኢና። መበል 130 በዓል ዓወት ዓድዋ "ካብ ዘኹርዕ ታሪኽ ናብ ብሩህ ኣድማስ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓድዋ ብጅግንነትን ኣይብዳህን ምባሉን ህያው ኮይኑ ዝነብር ስንቂ ዓወት ኢዩ – ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓድዋ ብጅግንነትን ኣይብዳህን ምባሉን ህያው ኮይኑ ዝነብር ስንቂ ዓወት ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)፡፡ መበል 130 በዓል ዓወት ዓድዋ "ካብ ዘኹርዕ ታሪኽ ናብ ብሩህ ኣድማስ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት…