Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2026

ኣብ ዞባ ሸበሌ ህንፀት ኣናእሽቲ መዕርፎ ነፍርቲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ሸቤሌ ወረዳ ቤረኣኖ ስራሕቲ ህንፀት ፕሮጀክት ኣናእሽቲ መዕርፎ ነፍርቲ ተጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መጀመሪ መርሃ ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ እቲ ክልል ኣይተ ኣብዱላሂ መሓመድን ሓላፊ ቢሮ ማይ ኣሕመድ ሚራድን (ኢ/ር)ን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት…

ፕሬዚዳንት ዘለንስኪ ምስ ፕሬዚዳንት ፑቲን ፊት ንፊት ንምዝታይ ሕቶ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ምስ ሩሲያ መዘናኦም ፊት ንፊት ንምዝታይ ሓሳብ ኣቕሪቦም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ንፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዝፀሓፉዎ ደብዳቤ ሰላም ክመፅእ ዝኽእል ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ቀጥተኛ ዘተ ምግባር…

ነበር ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣምባሳደር ዓሊ ኣብዶ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣምባሳደር ዓሊ ኣብዶ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም፡፡ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘማሓላለፈኦ መግለፂ ሓዘን÷ ብሕልፈተ ህይወት ኣምባሳደር ዓሊ ኣብዶ መሪር…

ልምዓት ወሰን ሩባታት ኣዲስ ኣበባ ወሰናወሰን ሩባ ካብ ምውቃብ ሓሊፉ ልዑል ረብሓ ዝሓዘ ፕሮጀክት ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ልምዓት ወሰን ሩባታት ኣዲስ ኣበባ ወሰናወሰን ሩባ ካብ ምውቃብ ሓሊፉ ልዑል ረብሓ ዝሓዘ ፕሮጀክት ኢዩ - ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ‎ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ልምዓት ወሰን ሩባታት ኣዲስ ኣበባ፤ ወሰናወሰን ሩባ ካብ…

እስራኤልን ሊባኖስን ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንምክያድ ሰማዕሚዔን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) እስራኤልን ሊባኖስን ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንምክያድ ተሰማዕሚዔን፡፡ ክልቲኤን ሃገራት ሄዝቦላህ ሓዊሱ ካልኦት ዕጡቓት ጉጅለታት ብምውፃእ ሰራዊት ሊባኖስ ጥራሕ ዝቆፃፀሮም ከባቢታት ንምምስራት ምስምዕምዖም እዩ ዝተገለፀ፡፡…

ፊፋ ኣብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ፕላስቲክ ናውቲ ናብ ስታዲየም ከይኣትዉ ኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓለም ለኸ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ (ፊፋ) ኣብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ተዓዘብቲ እቲ ውድድር ናይ ፕላስቲክ ናውታት ናብ ስታዲየም ሒዝካ ምእታው ከምዘይክኣል ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ ሓድሽ ደንቢ ተዓዘብቲ ዳግማይ ኣብ ረብሓ ክውዕሉ ዝኽእሉ ናይ…

እቲ መረፃ ህዝቢ ክልል ጋምቤላ ንዴሞክራሲን ሰላማዊ ፖለቲካን ዘለዎ ድልየት ዝተረኣየሉ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ህዝቢ ንዲሞክራስን ሰላማዊ ፖለቲካን ዘለዎ ድሌት ዘርአየሉ እዩ ኢሉ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፖለቲካዊ ውድባት ክልል ጋምቤላ። ኣብ ክልል ጋምቤላ ህዝቢ ብዘይ ዝኾነ ፀገም ብሰላማዊ መገዲ ድምፂ ምሃቡ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ…

ኢጋድ ኣብ ሶማሊያ ዝተፈጠረ ቅልውላው ንኹሉ ብዝሓቁፍን ብሰላማዊ መንገዲ ክፍታሕን ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ልምዓት በይነ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ሶማሊያ ዝተፈጠረ ዘይምርግጋዕ ንኹሉ ብዝሓቁፍን ብሰላማዊ መንገዲ ክፍታሕን ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡ ኣብ ሶማሊያ ርእሰ ከተማ ሞቓድሾ ኣብ ጥቓ ቤተ መንግስቲ ፕሬዚዳንት ከቢድ ድምፂ ቶኽሲ…

ኢትዮጵያውያን ክትሕበኑ ይግባእ – ኡሁሩ ኬንያታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዓወት ምክያዳ ኢትዮጵያውያን ክትሕበኑ ይግባእ ኢሎም ነበር ፕሬዚዳት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ። ልኡኽ ተዓዛቢ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካ ዝመርሑ ኡሁሩ ኬንያታ ምስ ልኡኽ ተዓዛቢ ጉጅለ ኢጋድ ብምዃን ትማሊ…

በቢጣቢያኡ ድምፂ ዝተውሃበሉ ሓበሬታ ኣብ ክልላት መረፃ ይድመር ኣሎ – ቦርድ መረፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ በቢጣቢያኡ ድምፂ ዝተውሃበሉ ሓሬታ ናብ ክልላት መረፃ ከይዱ ስራሕቲ ምድማር ይስራሕ ኣሎ ኢሉ። ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላትወርቅ ሃይሉ ከምዝበለኦ፤ ትማሊ ጣቢያታት መረፃ ቆፀራ ድምፂ ዛዚሞም ኣብ ጣቢያታት መረፃ ውጥት…