Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2026

ምዝገባ መረፅቲ ዝጅመረሉ ናብ 28 ለካቲት ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ምዝገባ መረፅቲ ዝጅመረሉ ግዜ ናብ 28 ለካቲት 2018 ዓ.ም ተናዊሑ ኢሉ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ። ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላተወርቅ ሃይሉ እቲ ቦርድ ዘካይዶም ኣብ ንጥፈታት መግለፂ ይህብ ኣብ ምሃብ ይርከብ፡፡…

ምዝገባ መረፅቲ ዝጅመረሉ ናብ 28 ለካቲት ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ምዝገባ መረፅቲ ዝጅመረሉ ግዜ ናብ 28 ለካቲት 2018 ዓ.ም ተናዊሑ ኢሉ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ። ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላተወርቅ ሃይሉ እቲ ቦርድ ዘካይዶም ኣብ ንጥፈታት መግለፂ ይህብ ኣብ ምሃብ ይርከብ፡፡…

ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዘለዎ ፍልልይ ነጥቢ ንምስፋሕ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 26 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ምሸት ሰዓት 5 ኣርሰናል ምስ ብሬንትፎርድ ክትገጥም እያ። ክልቲኤን ጋንታታት ካብ ዘካየድዎ 5 ፀወታታት ኣርሰናል ኣብ ኣርባዕቲኦም ተዓዊታ ብሓደ ድማ ማዕረ ተፈላልያ።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ልኡል ፋይሰል ቢን ፋርሃን ኣል ሳዑድ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ሎሚ መዓልቲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ…

ሰራዊት ምክልኻል ንድሕንነት እቲ ዞባ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ንሰላም፣ ምርግጋእን ድሕንነትን እቲ ዞባ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ፍሉይ ተወካሊ ኣቦ መንበር…

ልዑል ዕቤት እናመዝገበ ዝርከብ ኣጀንዳ ዝተዋደደ መመሓየሺ ሕብረት ኣፍሪካ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ኣቦ መንበር ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣንጎላ ኣምባሳደር ቴቴ ኣንቶኒዮ ኣብ ኣጀንዳ መመሓየሺ ሕብረት ኣፍሪካ ልዑል ዕቤት ተመዝጊቡ ኢሎም። መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት…

ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኣርሰናል ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ ናብ 3 ንምፅባብ ትገብሮ ፀወታ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 26 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ናይ ፅዋዕ ተነሓናሕነታ ንምጥንኻር ክትፃወት ኢያ። ብፔፕ ጓርዲዮላ ትምራሕ ሲቲ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4፡30 ምስ ፉልሃም ትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። ሲቲ ኣሜዳኣን ቅድሚ…

ቶተንሃም ሆትስፐር ኣሰልጣኒኣ ኣሰናቢታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ ሰሜን ለንደን ቶተንሃም ሆትስፐር ንኣሰልጣኒ ቶማስ ፍራንክ ኣሰናቢታ፡፡ ስንብት እቶም ኣሰልጣኒ እታ ጋንታ ኣብቲ ዓመተ ውድድር ምስ ዘመዝገበቶ ድኹም ውፅኢት ዝተተሓሓዘ ከምዝኾነ ዘ ኣትሌቲክ ፀብፂቡ፡፡ ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ሓድነት ንሓበራዊ ድሕንነት፣ ናጥነትን ምዕባለን ኣፍሪካ ወሳኒ ኢዩ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓድነት ንሓበራዊ ድሕንነት፣ ናጥነትን ምዕባለን ኣፍሪካ ወሳኒ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)፡፡ መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ “ዘላቒ ቀረብ ማይን ድሕንነቱ ዝተሓለወ ስርዓት ሓለዋ…

ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢቤኤስ ቴሌቪዥን ኣማን ፍስሃፅዮን ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕን መስራቲን ኢቤኤስ ቴሌቪዥን ዝነበሩ ኣማን ፍስሃፅዮን ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም። ኣይተ ኣማን ፍስሃፅዮን ብዝሓደሮም ሕማም ብሕክምና እናተሓገዙ ፀኒሖም ሎሚ መዓልቲ 4 ለካቲት 2018 ዓ.ም ካብዛ ዓለም ብሞት ምፍላዮም ኢቢኤስ…