ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ምቕባል ኣጋይሽ ተተሓሒዙ ምጭንናቕ ትራፊክ ከይፍጠር ዝዕፀዉ መገዲታት… Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለወዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ፍሰት ተሽከርከርቲ ንምቅልታፍን ምስ ምቕባል ኣጋይሽን ተተሐሒዙ ምጭንናቕ ትራፊክ ከይፍጠር ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ገይሩ፡፡ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ሱዳን፣ ጋና፣ ሲሼልስ፣ ሴኔጋል፣ ቶጎን ሴንትራል ኣፍሪካ ሪፐብሊክን ኣብ መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 39 ጉባኤ መራሐቲ እቲ ሕብረትን ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም፡፡ ካብዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ክሳለጥ እዩ mizan mekonen Feb 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፀሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ክሳለጥ እዩ፡፡ ኣብ “ምርግጋፅ ዘላቒ ቀረብን ፅሬትን ማይ፣ ምዕዋት ሸቶታት ኣጀንዳ 2063” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝካየድ ኣኼባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ታሪኽ ናብ ሃፍቲ፥ ሓድጊ ናብ ክብሪ ዝለወጠ ውድብ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ተመስገን ጥሩነህ ፓርቲ ብልፅግና ታሪኽ ናብ ሃፍቲ፥ ሓድጊ ናብ ክብሪ ዝለወጠ ውድብ ኢዩ ኢሎም። ፓርቲ ብልፅግና ኣብ 7የ ሓፈሻዊ መረፃ ዝወዳደረሉ ምልክት መረፃ ‘ሸዊት ስርናይ’…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዝወዳደረሉ ምልክት መረፃ ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዝወዳደረሉ ምልክት መረፃ ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ፓርቲ “ንኢትዮጵያ ናብ ተምሳሌት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዕላዊ መግበሪ ማኒፌስቶን ምልክት መወዳደሪ መረፃን ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈቱ እናካየደ ይርከብ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልጽግና መድረኽ ምፍላጥ ማኒፌስቶን ምልክት መረፃ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልጽግና መድረኽ ምፍላጥ ማኒፌስቶን ምልክት መረፃ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ የካይድ ኣሎ፡፡ እቲ ፓርቲ “ንኢትዮጵያ ናብ ተምሳሌት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዕላዊ መግበሪ ማኒፌስቶን ምልክት መወዳደሪ መረፃን እናካየደ ይርከብ፡፡ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣባ ዝርከቡ ሆቴላት ንኣጋይሽ ኣፍሪካ ባህሊ ምቕባል ጋሻ ኢትዮጵያ ዘንፀባርቕ እንግዶት… Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሆቴሎላት ኣድላዪ ምድላው ብምዝዛም ንተሳተፍቲ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምቕባል ጀሚረን ኢሉ ማሕበር ወነንቲ ሆቴል ኣዲስ ኣበባ፡፡ ፕሬዚዳንት እቲ ማሕበር ወ/ሮ ኣስቴር ሰለሞን ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉኦ÷ ሆቴላት ኣዲስ ኣበባ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ የአፍሪካ ህብረት የመሪዎች ጉባዔ ተሳታፊዎችን ለማስተናገድ ዝግጅት ተደርጓል – የውጭ ጉዳይ ሚኒስቴር mizan mekonen Feb 10, 2026 0 ተሳተፍቲ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምትእንጋድ ምድላዋት ተገይሩ - ሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን ቤት ምኽሪ ፈፀምቲ ስራሕ ስሩዕ ኣኼባ ከምኡ እውን ኣብ ጉባኤ ጣልያን ኣፍሪካን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓዱሽ መልክዕ ኣጋይሻ ትቕበል ዘላ ኣዲስ ኣበባ mizan mekonen Feb 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ማእኸል ዲፕሎማሲ ዝኾነት ኣዲስ ኣበባ ብመርሃ ግብሪ ገበታ ንሸገር ኣብ ዝተሃነፁ ዓበይቲ ፕሮጀክትታትን ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ሓዱሽ መልክዕ ተኸዲና፡፡ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሓሳብ ተግባራዊ ዝኾነ ߵገበታ ለሸገርߴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባህላዊ ስርዓት ዳይነት ዓፋር “ማድዓ” ኣብ ዩኔስኮ ንምምዝጋብ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)“ማድዓ” ማሕበረሰብ ዓፋር ንኹ ዝሓቁፍ መተሓዳደሪ ማዕቐፍ እንትኸውን ኣብ ውሽጢ ምንቅስቓስ እቲ ማሕበረሰብ ዓሚቕ ቦታ ዝወሃቦ ዝተፃለአ ዘተዓርቕ ክብሪ ሓድነት ዝኾነ ባህላዊ ስርዓት ዳይነት ኢዩ። ባህላዊ ክብሪ ዓፋር ዝኾነ “ማድዓ” ብዘበናዊ…