ተሳተፍቲ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ክዕዘቡ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝሳተፉ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ክዕዘቡ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣጀንዳታት መመሓየሺ ኢኮኖሚ ውሽጢ ሃገር፣ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ፣ ኣብ ዘበናዊ ፍሊያት ዞባታት ኢኮኖሚ፣ ናይ…