ኣብዚ በጀት ዓመት ብትልሚ ካብ ዝተትሓዙ ተግባራት 96 ሚኢታዊ ምፍፃም ተኻኢሉ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብዚ በጀት ዓመት ብትልሚ ካብ ዝተትሓዙ ተግባራት 96 ሚኢታዊ ምፍፃም ተኻኢሉ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡
እቲ ምምሕዳር ከተማ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ 9 ኣዋርሕ እናካየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ መድረኽ ብጥብቂ…