ስፓርት ተናሓናሕቲ ሃገራዊ ጋንታታት ፋፃመ ፅዋዕ ዓለም mizan mekonen Jul 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብኣዳላዊነት ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን እናተኻየደ ዝርከብ 2026 ፅዋዕ ዓለም ኣብ መዛዘሚ ምዕራፉ በፂሑ ኣሎ። ተናሓናሕቲ ፅዋዕ ዓለም ሃገራዊ ጋንታታት ዝተፈለዩ ኮይኑ፤ በዚ መሰረት ስፔንን ኣርጀንቲናን ንፅዋዕ ክነሓንሓ እየን። ስፔን ንፅዋዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ብባዕላ ሓድሽ ታሪኽ እትፅሕፈሉ ታሪኻዊ ኣጋጣሚ እዩ mizan mekonen Jul 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ዘኹርዑ ባህልታትን በዓልቲ ብዙሕ ፅባቀ ዘለዋ ሃገር እኳ እንተኾነት ኩሎም ዝሓለፈቶም ገፃት ታሪኽ ብስምምዕ ዝተመልኡ ኣይነበሩን። ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ዝመሓላለፉ ብዙሓት ፅቡቓት ክብርታት ከም ዘለዉ ኮይኖም ክሳብ ሎሚ እውን ሃገራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ኢትዮጵያ ዘልዓልዎም ቀንዲ ነጥብታት mizan mekonen Jul 16, 2026 0 ኣባና ዘለዉ ፀገማት ብኣና ጥራይ ዝጅምሩን ብኣና ጥራይ ዝውድኡን ኣይኮኑን። ንሕና ክንሰርሕ ከለና ምሳና ዘይነበሩ፣ ክንቃወም ከለና ካበይ መፂኦም ዘይበሃል ጥይትን ገንዘብን እናቐረቡ፣ ብሚዲያታት ፕሮፓጋንዳ እናወዝዑ ይረኣዩ። ዝኾነ ጉዳይ ኣብ ውሽጥና እኳ እንተፈላለየና ከምዚ ዝኣመሰለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባህሊ ዘተናን ይቕሬታናን ንኢትዮጵያ ኣፅኒዕዋ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Jul 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ) – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ባህሊ ዘተናን ይቕሬታናን ኢትዮጵያ ክትፀንዕ ዓቢ ኣስተዋፅኦ ገይሩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝተረኽቡሉ መርሓ ግብሪ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ኢትዮጵያ ብዕሊ ተጀሚሩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ልዕሊ 42 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ mizan mekonen Jul 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኣብ በጀት ዓመት፣ ፓስፖርትን ቪዛን ሓዊሱ ካብ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ልዕሊ 42 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪበ ኢሉ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ዳዊት ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፣ ኣብዚ በጀት ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ዘተ ዝተቋፀረ እንፈትሓሉ ጥበብ እዩ mizan mekonen Jul 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገር ብቐሊሉ ኣይትህነፅን፤ ብምዝታይ፣ ብሓላፍነት ምዝርራብን ብትዕግስቲ ምድምማፅን ይሓትት። ነቲ ብዝምጥን መልክዕ ካብቲ ዘለናዮ ኣንፈት ወፂእና ነገራት ብሓድሽ ዓይኒ ንምርኣይ ካልኦት ብኸመይ ከም ዝሓስቡ ምርዳእ፣ዘይምርድዳእና ንምፍታሕን ታሪኻዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ከይዲ ኮፕ32 ንምትግባር ቆራፅ ኢያ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፕሬዚዳንት ኮፕ32ን ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ከይዲ ዓለም ለኸ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ (ኮፕ32) ንምትግባር ቆራፅ ኢያ ኢሎም። ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ፕሬዚዳንት ኮፕ21 ምስ ዝኾኑ ሎረን ፋቢየስ ዕዉት ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ላዕለዋይ ተወካሊ ጉዳያት ወፃኢን ድሕንነት ፖሊሲን ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ላዕለዋይ ተወካሊ ጉዳያት ወፃኢን ድሕንነት ፖሊሲን ሕብረት ኣውሮፓ ካያ ካላስ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ሕብረት ኣውሮፓ ላዕለዋይ ተወካሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ምኽክር መድረኻት ስሕተት ንምእራምን ትኽክለኛ ውሳነታት ንምውሳንን ዕድል ይህቡ – ኦሊሴጉን ኦባሳንጆ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖለቲካዊ መድረኻት ዘተ ስሕተት ንምእራምን ትኽክለኛ ውሳነታት ንምውሳን ዕድል ዝህቡ ኢዮም ኢሎም ነበር ፕሬዚዳንት ናይጄሪያን ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ኦሊሴጉን ኦባሳንጆ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ዘተ ንካልኦት ሃገራት ኣብነት ዝኸውን ኢዩ – ኣምባሳደር ባንኮሌ ኣዶዬ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ንካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ኣብነት ዝኸውን ኢዩ ኢሎም ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ኮሚሽነር ጉዳያት ፖለቲካ፣ ሰላምን ድሕንነትን ኣምባሳደር ባንኮሌ ኣዶዬ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ መርሃ ግብሪ መጀመሪ…