ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ተኮር ስራሕቲ ልምዓት መንግስቲ መደመር Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ መደመር ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ኣብ ፖለቲካዊ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ዓውዲታት ጭቡጣት ዓወታት ዘመዝገበ እንትኸውን፣ ብፍላይ ድማ ኣብ ሰብ ተኮር ስራሕቲ ልምዓቱ ልዑል ለውጢ ኣምፂኡ ኢዩ። መንግስቲ መደመር ኣብ ዓውዲታት ሕርሻ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሸንሸል ዕንወት Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2026 0 ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ንምድኻምን ኣብቲ ዞባ ዝለዓለ ፀብለልታ ንምሓዝን ዝደልዩ ታሪኻውያን ፀላእቲን ናይ ወፃኢ ሓይልታትን፣ ብዝተራቐቐ መገዲ ካብ ዝጥቀሙሉ ሓደ ሜላ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ሰላምን ልምዓትን ከይዓስል ምግባር እዩ። ኣብ ኣልፋሽጋ ካብ ዘሎ ወጥሪ ዶብ ብዝዘለለ ስዉር ኢድ ጀሚሩ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሕና ኣፈላላይና ናይ ምፍታሕ ጥንኩር ባህሊ ዘለና ህዝቢታት ኢና Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2026 0 ኢትዮጵያውያን ብብዙሕነት ተኸባቢርና እንነብር፣ ኣፈላላያትና ብልዝብን ብሽምግልናን ናይ ምፍታሕ ጥንኩር ባህሊ ዘለና ህዝቢታት ኢና። እዚ ሰናይ ዘኹርዕ ልምድና ሃገራዊ ልዝባት ክንጥቀመሉን ብሓባር ዘላቒ ሰላም ክንሃንፅን ልዑል መሰረት ዝኸውን ኢዩ። ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ንዘላቒ ሃገራዊ…
ዝንቕ ፋና ንጉባኤ ሃገራዊ ዘተ መፂኣ ወዲ ዝወለደት ኣደ ንወዳ “ምኽክር” ዝብል ስም ሰይማትሉ mizan mekonen Jul 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍልታት ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ዝመፁ ተሳተፍቲ ኣብ ምምኽኻር ይርከቡ ኣለዉ። ካብዞም ተሳተፍቲ ሓንቲ “ምንም እኳ መዓልቲ ምውላደይ ቀሪቡ እንተነበረ ‘ሃገረይ ፀዊዓትኒ እያ፤ ኣይቀርን’ ብምባል ካብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ንሻድሻይ ምሸት ተኸታቲላ ኣብ ልዕሊ ኢራን ከቢድ መጥቃዕቲ ፈፂማ mizan mekonen Jul 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስምምዕነት ኣፍሪሶም ዳግም ናብ ጎንፂ ዝተመልሱ ዋሽንግተንን ቴህራንን ጎንፀን እናተባብሰ ይቕፅል ኣሎ። በዚ መሰረት ኣሜሪካ ኣብ ኢራን እትፍፅሞ ዘላ መጥቃዕቲ ንሻድሻይ ተኸታታሊ ምሸት ቀፂላ ከቢድ መጥቃዕቲ ፈፂማ። ኣብ ደቡባዊ ኢራን ዝርከቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሌትን ረብሓን ኢትዮጵያ ጠጠው ዘብል ሓይሊ የለን Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ብብዙሕ ዝተሓላለኹ ፀገማት ንኽትሓልፍ ብናይ ውሽጢ ባንዳታት፣ ዝኾረዩን ጥቕሚ ዝደልዩን ብዙሓት ሽርሒታት እናተሰርሓ ፀኒሑ ኢዩ፡፡ ማሕበረብ ነኒባዕሉ ብሃይማኖትና ብብሄር ከጋጭዉ ዝኽእሉ ኣጀንዳታት ብመሃብ ረብሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ mizan mekonen Jul 16, 2026 0 ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝነፍስ ንፋስ ኲናትን ዘይምርግጋዕን ብሃደበት ዝመፀ ኣይኮነን።ኣቲ ዞባ ብኲናት እናተናወፀ፤ ብጥሜትን ፀገምን እናተሳቐየን ዝነብር ዘሎ፤ ከም ዕድሉ ዝተወሰነ ኮይኑ ኣይኮነን። ብስውር ሽርሒ፣ ብረቂቕ ሜላን፣ ናይ ሓንቲ ሃገር መወዳታ ዘይብሉ ድልየት ንኽተግብር ተገይሩ እምበር።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት እናፈፀሞ ዘሎ ግፋ ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ዝመፅእ ቀዳም ክካየድ እዩ mizan mekonen Jul 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ጠመተ ዝገበረን "ግፋ ደው ይበል፣ ሰላም ይዕሰል" ብዝብል ዝተዳለወ ጋዜጣዊ መግለፂ ሎሚ ተዋሂቡ። ነቲ ሰልፊ ዘተሓባብር ቤት ምኽሪ ሰላም ለውጥን ትግራይ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት እናካየዶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ዘተ ሰላምን ፀጥታን ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው እወንታዊ ግደ ኣለዎ mizan mekonen Jul 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓመታት ዝተጓዓዘሉ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ሸሞንተ ቀንዲ ኣጀንዳታት ብምፍላይ ናብ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ በፂሑ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኽቡሉ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀይሕ ባሕሪ ካብ ኢትዮጵያ ዝፈለየ ናይ ሽርሒ ፖለቲካ mizan mekonen Jul 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ.)ኢትዮጵያ ቅድሚ 30 ዓመታት ናይ ባዕላ ወደብ ባሕሪ ዝነበራ ሃገር ኢያ። እዚ ወደብ ንኢትዮጵያ ጥራይ ዘይኮነስ ንሃገራት እቲ ከባቢ እውን ዝምችእ ናይ ንግዲ መተሓላለፊ ብምፍጣር ስርዓት ንግዳ ብፅቡቕ ክሰርሕ ይሕግዝ ነይሩ። ይኹን እምበር ብሰንኪ…