ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዙሕ ሞያታት ዝርከበሉ ውትድርና… Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ውትድርና ብዙሕ ሞያ ዝርከበሉ ኢዩ ኢሎም ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት። ዲያቆን ዳንኤል ክብረት ማእኸል ስፖርትን ስነ-ጥበብን ሰራዊት ምክልኻል ብምብጻሕ፤ ሓፈሻዊ ንጥፈታትን ስራሕቲ ልምዓትን ተዓዚቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሪሲያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሪሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ተዛቲዮም፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሪሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ትማሊ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ይዝከር፡፡ እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ድሕሪ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም mizan mekonen Jul 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ድሕሪ 5ይ ዓመት ዘመን ስራሕ መበል 30 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዕባለ ኢትዮጵያ ክሳብ ዝረጋገፅ ብኻባር ጠጠው ክንብል ኣለና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምዕባለ ኢትዮጵያ ክሳብ ዝረጋገፅ ብኻባር ጠጠው ክንብል ኣለና ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዓመት ዘመን መበል 30 ስሩዕ ኣኼባ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንዘቕረብዎ ሕቶታት ምላሽን…
ቢዝነስ በጀት ዓመት 2019 ዓ.ም 2 ነጥቢ 34 ትሪሊየን ብር ኮይኑ ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት ዓመት 2019 ዓ.ም መንግስቲ ፌደራል 2 ነጥቢ 34 ትሪሊየን ብር ኮይኑ ፀዲቑ፡፡ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 30 ስሩዕ ኣኼባኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ሎሚ መዓልቲ ኣካይዱ፡፡ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ፕላን፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ብዙሓት ስራሕ እኳ እንተሃለወ ሰራሕተኛ ምርካብ ኣዝዩ ከቢድ ኮይኑ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Jul 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ብዙሓት ስራሕ እኳ እንተሃለወ ሰራሕተኛ ምርካብ ኣዝዩ ከቢድ ኮይኑ ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሎም ሕቶታት ኣብ ዝሃቡዎ መልስን መብርህን፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ እንሰርሖ ስራሕ ካብ ኩሎም ንላዕሊ እንኾርዐሉ እዩ -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Jul 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዝስርሑ ዘለው ስራሕቲ ካብ ኩሎም ንላዕሊ እንኾርዐሉ እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) እዚ ዝበሉ ኣብ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዓመት ዘመን መበል 30 ስሩዕ ኣኼባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃይማኖታት ናይ ሰላም እምበር ናይ ጎንፂ ምኽንያት ኮይኖም ኣይፈልጡን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ሃይማኖታት ናይ ሰላም እምበር ናይ ጎንፂ ምኽንያት ኮይኖም ኣይፈልጡን ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 30 ስሩዕ ኣኼባ ብምርካብ ንሕቶን ምላሽን ኣባላት እቲ ባይቶ መብርሂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ዝሃበና ባዶ ቼክ እዩ፤ ብተኣማንነት ምግልጋል ሓላፍነትና እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Jul 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ህዝቢ ዝሃበና ባዶ ቼክ እዩ፤ ብተኣማንነት ምግልጋል ሓላፍነትና እዩ ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 5ይ ዓመት ዘመን ስራሕ መበል 30 ሰሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፣ 7ይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንዳታትን ፅንፈኛታትን እንስዕሮም ብዝተፀናኸረ ዘተ ጥራሕ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ባንዳታትን ፅንፈኛታትን እንስዕሮም ብዝተፀናኸረ ዘተ ጥራሕ ኢዩ ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንሕቶታት ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝሃቡዎ ምላሽን መብርሂን፥ ዜጋታት ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሰሓሓተ ያታ…