ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዳታ፤ ደም ሱር ዲጂታል ስርዓት Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዳታ ኣብ ዲጂታል ዓለም መረዳእታ፣ ውሳነን ምህዞን ዘንቀሳቕስ ቀንዲ ሓይሊ ኢዩ። ሎሚ ዓበይቲ ኩባኒያታት ባህጊ ዓማዊለን ንምርዳእ፣ መንግሳት ውፅኢታዊ ፖሊሲታት ንምድላው፣ ሳይንትስታት ቀፃሊ ፀገማት ንምግማት ኣብ ዳታ ይድረኹ። ዲጂታል ስርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ክልተ ሓደሽቲ ማእኸላት ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ስራሕ ኣጀሚረን Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንኣዲስ ኣበባ 10ይን መበል 11ን ዝኾኑ ክልተ ሓደሽቲ ማእኸላት ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ብዕሊ መሪቐን ስራሕ ኣጀመረን። እተን ከንቲባ ኣብቲ እዋን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ ኣብ 2018 ብዝተኣተወ ቃል መሰረት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሕንነቱ ዝተሓለወ ዲጂታል ስነ ምህዳር ሉኣላዊነት ሃገር መሰረታዊ ዓምዲ ኢዩ – ወ/ሮ ትእግስት ሃሚድ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ድሕንነት ሳይበር ንሃገራዊ ልምዓትን ብሄራዊ ድሕንነትን ቁልፊ ስትራቴጂ ብምግባር ቅድሚት ሂባ እናሰርሐት ትርከብ ኢለን ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ትእግስት ሃሚድ። 3ይ ጉባኤ ዓለም ለኸ ድሕንነት ሳይበርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ማሌዥያ ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኢትዮጵያ ምስ ማሌዥያ ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ማሌዥያ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ምዕዋቱ ኣመልኪቶም ንዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቡሩንዲን ንሰላምን ምዕባልን ኣፍሪካ ብሓባር ንምስራሕ ዝተኣሳሰራ ኢየን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ቡሩንዲን ንሰላምን ምዕባልን ኣፍሪካ ብሓባር ንምስራሕ ዝተኣሳሰራ ኢየን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ እዚ እዋንን ኢቫሪስት ንዲያሺሚዬ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤሚር ኳታር ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎምኤሚር ኳታር ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) መልእኽቲ እንኳዕ ደስ… Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኤሚር ኳታር ሼኽ ታሚም ቢን ሃማድ ኣል-ታኒ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብልዑል ድምፂ ምዕዋቱ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡ ሼክ ታሚም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልዕእኽቲ÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣዲስ ኣበባ ብሩባታታ ከም ስማ … Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2026 0 ናይ ከተማ ሩባታት ናይ ሓንቲ ከተማ ህይወት መስመር፣ ናይ ተፈጥሮ ሳንባን መግለፂ ፅባቐን ኢዮም። ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከባ ከተማታት ዝተመስረታን ዝዓበያን ኣብ ተፋሰስ ሩባታት ይኹና እምበር፣ ብምውሳኽ ቁፅሪ ህዝቢን ምስፍሕፋሕ ኢንዱስትሪን ምኽንያት ሓለዋ ስለዘይግበረለን ልዑል ፅዕንቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ቡሩንዲን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ እዚ እዋንን ኢቫሪስት ንዲያሺሚዬ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። ፕሬዚዳንት ኢቫሪስት ንዲያሺሚዬ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ “ዝተኸበሩ ሓወይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕላማ ኢትዮጵያ ንምብፃሕ ወይ ንምስዓብ ዘይኮነስ ንምምራሕ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Jun 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዕላማ ኢትዮጵያ ንምብፃሕ ወይ ንምስዓብ ዘይኮነስ ንምምራሕ እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ “ካብ ለውጢ ናብ ዘላቒ ስግግር” ብዝብል መሪሕ ሐሳብ “ኢትዮጵያ ክትገብሮ እያ” ብዝብል ኣርእስቲ ሃገራዊ ጉባኤ ተኻይዱ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ኣብ ባንኪ ተኣጊ ዝፀንሐ 12 ቢሊየን ዶላር ንኢራን ንምልቃቕ ተስማዕሚዓ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ ብማዕቐብ ምኽንያት ኣብ ባንኪ ተኣጊዱ ዝፀንሐ 12 ቢሊየን ዶላር ፈንድ ንኢራን ንምልቃቕ ተስማዕሚዓ፡፡ ኢራን ብማዕቐብ ኣሜሪካ ምኅንያት ኣብ ቻይና፣ ኢራቕ፣ ህንዲን ኳታርን ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ካብ 100 ክሳብ 120 ቢሊየን ዶላር…