Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2026

ኣብ ቬንዙዌላ ብዘጋጠመ ሓደጋ ራዕዲ መሬት ዝሞቱ ሰባት ቁፅሪ 235 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቬንዙዌላ ከተማ ካራካስን ግዝኣት ላ ጓይራን ብዘጋጠመ ከቢድ ሓደጋ ራዕዲ መሬት ቁፅሪ መወትቲ 235 በፂሑ፡፡ እቲ ሓደጋ ስዒቡ ኣብ ዝፈራረሱ ገዛውቲ ዝርከቡ ሰባት ናይ ምትእልላሽን ስራሕቲ መድሕን ህይወትን ተጠናኺሮም ከምዝቐፀሉ ተገሊፁ፡፡…

ንዞባዊ ፀገማት ብቕልጡፍ ምላሽ ንምሃብ ድልዱል ትካል ተሃኒፁ – ጄነራል ይመር መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓለም ለኸ ተለዋዋጢነት ባህሪ ኩናት ብምርዳእ ንህልው ዞባዊ ፀገማት ብቕልጡፍ ምላሽ ንምሃብ ዘኽእል ጥንኹር ትካል ተሃኒፁ ኢሎም ዋና ሓላፊ መምርሒ ክፍሊ ትምህርቲን ስልጠናን ምክልኻል ጄነራል ይመር መኮነን። ዓመታዊ ጉባኤ ሃገራዊ ድሕነት…

ኣብ ቬንዙዌላ ብሰንኪ ምንቅጥቃጥ መሬት ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 164 ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ትማሊ ምሸት ኣብ ቬንዙዌላ ዘጋጠመ ተኸታታሊ ምንቅጥቃጥ መሬት ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 164 ምብፅሑ ግዝያዊ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ዴልሲ ሮድሪጌዝ ኣፍሊጦም። ኣብ ርእሰ ከተማ ካራካስ ኣብ ውሽጢ ሓደ ደቒቕ ኣፈላላይ ዝበፅሐ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ…

ፅዋዕ ዓለም ምድብ 3ይ ሎሚ እውን ቀፂሎም ከካይዱ እዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን ዝካየድ ዘሎ ፀወታታት ምድብ 3ይ መርሃ ግብሪ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ እውን ክቕፅል እዩ። ምሸት ሰዓት 5 ኣቐዲማ መሕላፋ ዝፈለጠት ጀርመን ምስ ኢኳዶር ግጥምኣ ከተካይድ ኢያ። ኣብ ክልቲኡ ናይ ምድብ…

ፓርቲ ብልፅግና ንህዝቢ ዝኣተዎ ቃል ንምፍፃም ቆራፅ እዩ – ኣቶ ፍቃዱ ተሰማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብልፅግና ትካላት ፌዴራል ንጥፈታት 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ናይ መዛዘሚ መድረኽ የካይድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ መደረ ዘስምዑ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅናን ሓላፊ ዘፈር ውዳበን ፍቃዱ ተሰማ ከም ዝበልዎ፤ ኣብቲ መረፃ እቲ ፓርቲ ዘቐመጦም…

ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ምፍራይ መዓር ዝጭበጥ ውፅኢት የመዝግብ ኣሎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ምፍራይ መዓር ዝጭበጥ ውፅኢት ይርከብ ኣሎ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፣ መርሃ ግብሪ…

ኢትዮጵያን ኒውዚላንድን ክልተኣዊ ስምምዕ ተበፃሕነት ዕድል ዕዳጋ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ምስ ኒውዚላንድ ኣብ ክልተኣዊ ስምምዕነት ፕሮቶኮል ዕድል ዕደጋ ተፈራሪመን። ኣብ ጄኔባ ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ውድብ ንግዲ ዓለም ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ምፍርራም ኢትዮጵያ ትካል ንግዲ ዓለም ኣባል ንምዃን እትገብሮ…

ኣጀንዳታት ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ዕላዊ ይኾኑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣጀንዳታት ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ዕላዊ ይኾኑ ኣለዉ፡፡ ኣብቲ ዕላዊ መግበሪ መግለፂ ዓበይቲ ዓዲ፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ኣባገዳታት፣ ሃደስንቄታትን ካልኦት ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም። ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን…

ብምኽክር ንኢትዮጵያ ነፅንዕ …

ምኽክር/ዘተ ዝተሓላለኹ ፀገማት ብሰላማዊ፣ ብልጡንን ዘላቒ ብዝኾነን መገዲ ንምፍታሕ የኽእል፡፡ ጎንፂታት ብሓይሊ ንምፍታሕ ካብ ምፍታን ኣብ ክቢ ጠረጴዛ ብምልዛብ ንምፍታሕ ምስራሕ ኩለመዳይ ረብሓታት ኣለዉዎ፡፡ ምዝታይ ወዲ ሰብ ካብ ዘማዕበሎም ኣዚዮም ስልጡናት፣ ሰላማዊን ዘላቒን ፀገማት…

ኢትዮጵያ ትትግብር…

ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ሕልኽላኽ በድሆታት ብናይ ባዕላ ዓቕሚ ብሃገር ቦቆል ፍልጠት ብምፍታሕ፣ ናብ ዝለዓለ ብራከ ምዕባለ ምሽጋር ከምአትኽእል በቢእዋኑ ንዓለም ተርእይ ኣላ። ኢትዮጵያ ምትግባር ከምእትኽእል ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ዝጀመረቶ መሓዊራዊን ኩለመዳይን መመሓየሺ ኢኮኖሚ ናብ ጭቡጥን ዘላቒን ዓወት…