ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካን ኢራንን ኲናት ደው ንምባል ተስማዕሚዔን mizan mekonen Jun 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካን ኢራንን ኲናት ደው ንምባል ኣብ ዘኽእለን ስምምዕነት በፂሐን። ነተን ክልቲአን ሃገራት እትሽምግለን ዘላ ፓኪስታን እቲ ስምምዕ ኣብ ዝመፅእ ዓርቢ ኣብ ስዊዘርላንድ ከምዝፍረም ኣፍሊጣ። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሓምለዋይ ኣሰር ልዕሊ 8 ቢሊየን ፈልሲታ ተዳልዮም ኣለው – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Jun 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብዚ ዓመት ንዝካየድ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ልዕሊ ሸሞንተ ቢሊየን ፈልሲታት ንምትካል ድሉው ኮይኖም ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶባት ንዞባዊ ሓድነት ድልድል ብምዃን ከገልግሉ ይግባእ – ቀነአ ያደታ (ዶ/ር) mizan mekonen Jun 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዶባት ንዞባዊ ሓድነት ከም ድልድል ኮይኖም ከገልግሉ ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ኣማኻሪ ደሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ቀነአ ያደታ (ዶ/ር)፡፡ ምምሕዳር ዶባት ኢትዮጵያ ንምጥንኻርን ዶባት ዞባ ልምዓትን ሰላምን ንምግባር ዝዓለመ ብሄራዊ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምድላው ውግእ ሰራዊትን ተበፃሕነት ጥዕናን ክብ ንምባል ዘኽእል ሪፎርም ተኻይዱ- ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) mizan mekonen Jun 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምድላው ውግእ ሰራዊት ምክልኻል ንምርግጋፅ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ተበፃሕነት ኣገልግሎት ጥዕና ምሃብ ዘኽእል ኩለ መዳይ ሪፎርም ተኻይዱ ኢለን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)። ፓዲያት ምክልኻል ሃገር ግሩፕ ኣገልግሎት ጥዕና መስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሓረስቶት ዝግበር ተበፃሕነት ዲጂታል ስርዓት ንምሕያል ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Jun 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሰኔ 5፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንሓረስቶት ዝግበር ተበፃሕነት ዲጂታል ስርዓት ንምሕያልን እቶት ንምስሳንን ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ። መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ዝተረኸብሉ መድረኽ ልዝብ ኤክስቴንሽን ብሄራዊ ዲጂታል ግብርና ኢትዮጵያን ፎረም ኣገልግሎትን ተሳሊጡ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰራዊት ንስሑት ሰልሒት ፀላኢ ምላሽ ንምሃብ ብተጠንቀቕ ተሰሊፉ ኣሎ- ኢራን mizan mekonen Jun 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ንስሑት ሰልሒት ፀላኢ ምላሽ ንምሃብ ብተጠንቀቕ ተሰሊፉ ኣሎ ኢላ ኢራን። ቴህራን ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ኣብዚ ሐዚ እዋን ሓያል፣ ድልውቲን ብቐሊሉ ዘይትድፈርን ኮይና ኣሉ ኢሉእቲ ሰራዊት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ። ኢራን…
ስፓርት ፀወታታት ምድብ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ እውን ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም mizan mekonen Jun 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን ዘሰናድእኡ ፀወታታት ምድብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ሎሚ እውን ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ካናዳን ኣሜሪካ ፈላማይ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። ኣብ ምድብ ክልተ እትርከብ ካናዳ ምሸት ሰዓት 4፡00 ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ፎረም ኣፍሪካ ስርዓታት ትምህርቲ ምስ ድሌታት ዕዳጋ ንዘላቒ ምትእስሳር ዕድል ስራሕ… mizan mekonen Jun 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስርዓት ትምህርቲ ምስ ድሌታት ዕዳጋ ምትእስሳር ዘላቒ ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ወሳኒ እዩ ኢለን ምክትል ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣሚና መሓመድ። ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ትኹረት ዝገበረ ፎረም ዲቨሎፕመንት ኢምፓክት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ስዑዲ ዝተኣሰሩ 1655 ኢትዮጵያውያን ኣዋጅ ምሕረት ተዋሂብዎም mizan mekonen Jun 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተኣሲሮም ዝነበሩ 1655 ኢትዮጵያውያን ፍርዶም ድሕሪ ምቁራፅ ይቕሬታ ከምዝተገብረሎም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ነቶም ኢትዮጵያውያን ዝተገብረ ይቕሬታ ውፅኢት ናይቲ ሚኒስቴር ምስ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ርያድን ዋና…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢራን ወሽመጥ ሆርሙዝ ዳግማይ ምሉእ ብምሉእ ዓፅያቶ mizan mekonen Jun 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ዘካየደቶ መጥቃዕቲ ስዒቡ ቴህራን መፃብቦ ሆርሙዝ መሊሳ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝዓፀወቶ ኣፍሊጣ። በዚ መሰረት ሰራዊት ኢራን መፃብቦ ሆርሙዝ ሙሉእ ብሙሉእ ክዕፆ ወሲኑ ምንቅስቓስ መራኽብ ነዳዲን ንግዳዊ መራኽብን ደው…