ኤምባሲታት ዝተፈላለዩ ሃገራት ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኤምባሲታት ዝተፈላለዩ ሃገራት ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ ኤምባሲታት ኣሜሪካ፣ ኬንያ፣ ኢራን፣ እስራኤል፣እንግሊዝ፣ ኣየርላንድን ስዊድንን ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም ሰናይ…