Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2026

ሓምለዋይ ኣሰር ሓለዋ ተፋሰስ ብምጥንኻር ድሕንነት ግድባትን ፍልፍላት ማይን የጎልብት ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ሓለዋ ተፋሰስ ብምጥንኻር ድሕንነት ግድባትን ፍልፍላት ማይን የጎልብት ኣሎ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ከምዝበልዎ፤ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዝተተኽሉ ፈልሲታት…

ጥበብን ሓምለዋይ ኣሰርን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምድሪ ሓምለዋይ ክትለብስ ምግባር፣ ተፈጥሮ ምክንኻንን ከባቢ ምሕላውን ናይ ሓደ እዋን ተግባር ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ ወለዶታት ታሪኻዊ ሓላፍነት እዩ። ሎሚ እንተኽሎ ፈልሲ ናይ ፅባሕ ህይወት ይሃንፅ፤ እንሕልዎ ተፈጥሮ ድማ ዕጫ ደቅና ይውስን። በዚ…

ካብ ክትዕ ናብ ሓባራዊ ታሪኽ

ኣዲስ ኣበባ፡ 26 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ከም ሃገር ብሉኣላውነታ ፀኒዓ ክሳብ ሎሚ ዝበፀሐት ብዋዛ ዘይኮነስ፤ ኣብ ዘበናት ዘጋጠማ ዝተሓላለኹ ፈተናታት ብጥበብን ብፅንዓትን ህዝባን ምዃኑ ታሪኽ ብግልፂ የዘኻኽረና። ደቃ ኣብ ዓድዋ ዝተጎናፀፉዎ ዓብዪ ዓወት ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ…

ብሓምለዋይ ኣሰር ዝዓረቐ መሬት ዳግም ይሓዊ ኣሎ

መርሃ ግብሪ ሓለዋይ ኣሰር ሽፋን ደኒ ኢትዮጵያ ናብ 23 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ክዓቢ ገይሩዎ ኣሎ። ኣብ ሓደ እዋን ኢትዮጵያ ልዕሊ 40 ሚኢታዊ ሽፋን ደኒ ከም ዝነበራ ይንገር። ኣብቲ እዋን ብዝነበረ ዘላቒ ዘይኮነ ኣጠቓቕማ ተፈጥሮኣዊ ሃፍቲን መሬትን፤ ሽፋን ደኒ ኢትዮጵያ ናብ 3 ሚኢታዊ ወሪዱ…

ናይ ኣቡ ዳቢ 10 ሚሊየን ፈልሲታት ትልሚ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ከተማ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ዝኾነት ኣቡ ዳቢ ኣብ በረኻማ ከባቢታታ 10 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ከምዝሓሰበት ኣፍሊጣ፡፡ ብሰብ ስራሕ ብልሒ ኤኣይ ብምሕጋዝ ዝውገን ኢዩ ዝተብሃለ ፕሮጀክት ተኸላ ፈለስ ኣቡ ዳቢ በረኻ ዝኾኑ ቦታታት ናብ…

እቲ ዘተ ዝሐሸት ኢትዮጵያ ንትውልዲ ንምትሕልላፍ ወሳኒ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ 8 ሓምለ 2018 ዓ.ም ጀሚሩ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ እናተሳተፉ ዝርከቡ ኣባላት ዳያስፖራ እቲ ዘተ ዝሐሸት ኢትዮጵያ ንትውልዲ ንምምሕልላፍ ወሳኒ እዩ ኢሎም። እቶም ኣባላት ዳያስፖራ ኣብ ዝሃቡዎ ርኢቶ፤ ዘላቒ ሰላም ኢትዮጵያ…

ፈልሲ፣ ክረምቲን ኢትዮጵያውያንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ክረምቲ ካብ ሰነ ክሳብ መወዳእታ መስከረም ዝፀንሕ እዋን ኮይኑ፤ ምድሪ ዘለምልም፣ ዝዓረቐ ዝደረቐን ኣኽራንን ሜዳን ብሓምለዋይ ዝሽፍንን ንህይወትን ሓዱሽ ምስሊን ዝህብ ዘደንቕ ህያብ ተፈጥሮ እዩ። እዚ እዋን ዝናብ ሓረስቶት ጥራሕ…

ኣምሓራን ኦሮሞን ብዘበናት ዝተረጋገፀ ጥንኩር ሓድነት ዝፈጠሩ ህዝብታት እዮም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝቢታት ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ ነዊሕ ዘበናት ጥንኩር ሓድነትን ምትእስሳርን ዝፈጠሩ ህዝብታት ኢዮም ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ኣምሓራ ሚዲያ ኮርፖሬሽን (ኣሚኮ) ብዛዕባ ታሪኻዊ ምትእስሳር ህዝቢ…

ኢትዮጵያውያን ብብዙሕ መልክዑ ዝተኣሳሰሩን ብሓባር ዝነበሩን ህዝብታት እዮም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ህዝብታት ብብዙሕ መልክዑ ዝተኣሳሰሩ፣ ዝተዋለዱን ብሓባር ዝነበሩን ህዝብታት እዮም ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ኣምሓራ ሚዲያ ኮርፖሬሽን (ኣሚኮ) ኣብ ፖለቲካዊ፣ ኢኮኖሚያዊን…

ስልታዊ ጉጅለ ዘተ ሎሚ እውን ቀፂሉ ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ 250 ኣባላት ኣብ ዘለዉዎ 16 ስልታዊ ጉጅለታ ዝተወደቡ ተዛተይቲ ዝገብሩዎ ዘተ ሎሚ መዓልቲ እውን ቀፂሉ ውዒሉ፡፡ ኣብ 250 ኣባላት ዝተወደቡ 16 ስልታዊ ጉጅለታት ካብ ደቀቕቲን ኣናእሽተይን ጉጅለታት ኣብ ዝተረኸቡሉን…