ኢጋድ ኣብ ሶማሊያ ዝተፈጠረ ቅልውላው ንኹሉ ብዝሓቁፍን ብሰላማዊ መንገዲ ክፍታሕን ፃውዒት ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ልምዓት በይነ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ሶማሊያ ዝተፈጠረ ዘይምርግጋዕ ንኹሉ ብዝሓቁፍን ብሰላማዊ መንገዲ ክፍታሕን ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡
ኣብ ሶማሊያ ርእሰ ከተማ ሞቓድሾ ኣብ ጥቓ ቤተ መንግስቲ ፕሬዚዳንት ከቢድ ድምፂ ቶኽሲ…