Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2026

ተሳትፎን ተበግሶን መረፅቲ ንህንፀት ሰርዓት ዴሞክራሲ ልዑል ተስፋ ኢዩ – ፌዴሬሽን ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዝነበረ ተሳትፎን ተበግሶን መረፅቲ ንህንፀት ሰርዓት ዴሞክራሲ ልዑል ተስፋ ኢዩ ኢሉ ፌዴሬሽን ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ ፌዴሬሽን ገነት ስዩም ከምዝበለኦ፤ እቲ ፌዴሬሽን ኣብ ትምህርቲ ምምራፅን ምዕዛብን…

ሕፁያት ብሉፅ ተፃዋታይ ማሕበር ፕሮፌሽናል ተፃወትቲ ኩዕሶ እግሪ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ውድድር ዓመት ስፖርት 2025/26 ሕፁያት ብሉፅ ተፃዋታይ ማሕበር ፕሮፌሽናል ተፃወትቲ ኩዕሶ እግሪ ዕላዊ ኮይኑ። ኣርሰናል ብሰለስተ ተፃወትቲ ተሓፅዮም ኣብ ቅድሚት ትርከብ እንትትኾን፤ ጋብሬል ማጋሌሽ፣ ዴቪድ ራያን ዴክላን ራይስን…

ወፍሪ ክታበት ሕማም ንፍዮ ኣብ ኣርባዕተ ክልላት ይውሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልላት ኦሮሚያ፣ ኣምሓራ፣ ሶማሌን ደቡብ ኢትዮጵያን ሕማም ንፍዮ ንምክልኻል ልዕሊ 418 ሺሕ ህፃናት ንምኽታብ ተተሊሙ ይስራሕ ኣሎ። በዓል ሞያ ውሃቢ ምላሽ ብክታበት ክከላኸል ዝኽእል ኣብ ጥዕና ኢንስቲትዩት ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ…

ኣብ ዞባ ሸበሌ ህንፀት ኣናእሽቲ መዕርፎ ነፍርቲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ሸቤሌ ወረዳ ቤረኣኖ ስራሕቲ ህንፀት ፕሮጀክት ኣናእሽቲ መዕርፎ ነፍርቲ ተጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መጀመሪ መርሃ ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ እቲ ክልል ኣይተ ኣብዱላሂ መሓመድን ሓላፊ ቢሮ ማይ ኣሕመድ ሚራድን (ኢ/ር)ን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት…

ፕሬዚዳንት ዘለንስኪ ምስ ፕሬዚዳንት ፑቲን ፊት ንፊት ንምዝታይ ሕቶ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ምስ ሩሲያ መዘናኦም ፊት ንፊት ንምዝታይ ሓሳብ ኣቕሪቦም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ንፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዝፀሓፉዎ ደብዳቤ ሰላም ክመፅእ ዝኽእል ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ቀጥተኛ ዘተ ምግባር…

ነበር ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣምባሳደር ዓሊ ኣብዶ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣምባሳደር ዓሊ ኣብዶ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም፡፡ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘማሓላለፈኦ መግለፂ ሓዘን÷ ብሕልፈተ ህይወት ኣምባሳደር ዓሊ ኣብዶ መሪር…

ልምዓት ወሰን ሩባታት ኣዲስ ኣበባ ወሰናወሰን ሩባ ካብ ምውቃብ ሓሊፉ ልዑል ረብሓ ዝሓዘ ፕሮጀክት ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ልምዓት ወሰን ሩባታት ኣዲስ ኣበባ ወሰናወሰን ሩባ ካብ ምውቃብ ሓሊፉ ልዑል ረብሓ ዝሓዘ ፕሮጀክት ኢዩ - ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ‎ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ልምዓት ወሰን ሩባታት ኣዲስ ኣበባ፤ ወሰናወሰን ሩባ ካብ…

እስራኤልን ሊባኖስን ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንምክያድ ሰማዕሚዔን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) እስራኤልን ሊባኖስን ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንምክያድ ተሰማዕሚዔን፡፡ ክልቲኤን ሃገራት ሄዝቦላህ ሓዊሱ ካልኦት ዕጡቓት ጉጅለታት ብምውፃእ ሰራዊት ሊባኖስ ጥራሕ ዝቆፃፀሮም ከባቢታት ንምምስራት ምስምዕምዖም እዩ ዝተገለፀ፡፡…

ፊፋ ኣብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ፕላስቲክ ናውቲ ናብ ስታዲየም ከይኣትዉ ኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓለም ለኸ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ (ፊፋ) ኣብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ተዓዘብቲ እቲ ውድድር ናይ ፕላስቲክ ናውታት ናብ ስታዲየም ሒዝካ ምእታው ከምዘይክኣል ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ ሓድሽ ደንቢ ተዓዘብቲ ዳግማይ ኣብ ረብሓ ክውዕሉ ዝኽእሉ ናይ…

እቲ መረፃ ህዝቢ ክልል ጋምቤላ ንዴሞክራሲን ሰላማዊ ፖለቲካን ዘለዎ ድልየት ዝተረኣየሉ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ህዝቢ ንዲሞክራስን ሰላማዊ ፖለቲካን ዘለዎ ድሌት ዘርአየሉ እዩ ኢሉ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፖለቲካዊ ውድባት ክልል ጋምቤላ። ኣብ ክልል ጋምቤላ ህዝቢ ብዘይ ዝኾነ ፀገም ብሰላማዊ መገዲ ድምፂ ምሃቡ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ…