ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በሪ ባሕሪ ዝተኸልከለት ሃገርን ተሞክሮ ዓለምን Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ 23፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በቲ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ሃፍተን ብግቡእ ፀንቂቐን ብምጥቃም ልምዓት ንምምዝጋብ ልዑል ዕንቅፋት የጋጥመን። ነዚ ድማ ኣድለይቲ ዝኾኑ ፍርያታትን ጥረ ኣቕሑን ናብ ወፃኢ ንምልኣኽ ወይ ካብ ወፃኢ ናብ ሃገረን ንምእታው ፍቓድን ምትሕብባርን ካልኦት…
Uncategorized ንፅባሕ መሰረት ናይ ሎሚ ሓምለዋይ ኣሰር Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝቕፅል ሰኑይ ኩሎም ኢትዮጵያውያን ብሓደ ልቢን ብሓደ መንፈስን ንሓባራዊ ሃገራዊ ዕላማ ዝለዓሉሉ ታሪኻዊ መዓልቲ እዩ። እቲ ዝተትሓዘ ጎስጓስ ተኸላ ፈልሲ ሓንቲ ፀሓይ፣ ንወለዶታት ዝሰጋገር ሓምለዋይ ኣሰር ናይ ምንፃፍን መፃኢ ዕድል ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትኹረት ዝጠልብ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ንምክልኻል ዝምልከቶም ኣካላት ተዋዲዶም ክሰርሑ ይግባእ ኢሉ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት። ዓለም ለኸ መዓልቲ ምክልኻል ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት "ኣብ ምጭብርባር ዘሎ መፃወዲያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣባባ ይኽበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓሳብ መሰረት ዝገበረ ስልታዊ ጉዕዞ ሃገራዊ ዘተ Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ዘጋጠሙ ፖለቲካዊ ዘይምርድዳኣት፣ ዕጥቃዊ ቃልሲታትን ዝተሰሓሓቱ ያታታትን እናፈተኑዋ ፀኒሖም እዮም። ነዚ ስዒቡ ሓባራዊ መፍትሒ ንምእላሽ፣ ምትእምማን ንምህናፅን ዘላቒ ሰላም ንምርግጋፅን ሃገራዊ ዘተ እናካየደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዞባዊ ምርግጋእ ንምዕሳል ብቖራፅነት ትሰርሕ ኣላ – ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዞባዊ ምርግጋእ ንምዕሳል ብቖራፅነት እናሰርሐት ትርከብ ኢሉ ምክትል ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ሲሳይ ቶላ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ምክትል ዳይሬክተር ብምክትል ሓጋዚ ሚኒስትር ማእኸላይ ምብራቕን ኣፍሪካን መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 49 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣22 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)4መበል 49 ጉባኤ ኣካላት ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛዚሙ፡፡ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ምስ ዝተፈላለዩ ትካላት ዝነበሩ ምትሕብባራትን ኣፈፃፅማ ሸቶታት እቲ ሕብረትን ብምግምጋም ንቐፃሊ ኣንፈታት ብምቕማጥ እዩ እቲ ጉባኤ ተዛዚሙ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሓንቲ ፀሓይ ሓምለዋይ ኣሰር ኣድላዪ ምድላው ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሓንቲ ፀሓይ እዚ ዓመት ልዕሊ 800 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ኣድላዪ ምድላው ዛዚመን ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር ፈፃሚ ስራሕ ርክብ ህዝቢን ኮሙኒኬሽንን ይመር ዳውድ ንፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ሃገራዊ ዘተ ባህሊ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ካብ መሰረቱ ዝልውጥ ኣጋጣሚ እዩ Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2026 0 ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ እታ ሃገር ባህሊ ፖለቲካኣ ካብ ሱር መሰረቱ ዝልውጥ ታሪኻዊኻጋጣሚ እዩ። እዚ ጅማሮ ካብ ጠበንጃ ፖለቲካ ናብ ክቢ ጠረጴዛ ዘተ፣ ሓበራዊ ምርድዳእን ሃገር ብድሌት ሕዝቢ ናብ ምህናፅ ምዕራፍ የሰጋግረና። ኢትዮጵያ ኣብ ነዊሕ ዘበን ታሪኻ ብዙሓት ፖለቲካዊ ምውፃእ ምውራዳትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኮንጎን ኣንጎላን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኮንጎ ኮንስታንት ሰርጌ ቡንዳን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣንጎላ ኣንቶኒዮ ቴቴን ተዛቲዮም። ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኮንጎ ኮንስታንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር ንመፍረያይነት ሕርሻ Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ብምኽንያት ምምንማን ሃፍቲ ተፈጥሮ ለውጢ ኣየርን እናተኣገደቶም ዝርከቡ ኣሉታዊ ፅዕንቶታት ካብ እዋን ናብ እዋን እናወሰኸ መፂኡ ኢዩ። እዚ ማሕለኻ ንምፅዋር ሚዛን ተፈጥሮ ምሕላውን ንክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ስርዓት ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ምህናፅ…