ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 4 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ረኺቡ mizan mekonen Feb 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ፈላማይ ሽዱሽተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 4 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ረኺበ ኢሉ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው ኣፈፃፅማ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፤…
ዝንቕ ፋና ስኒ ኣውፂኡ ዝተወልደ ህፃን … mizan mekonen Feb 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ ዞባ ዳንግላ ዝርከብ ቀዳማይ ብርኪ ሆስፒታል ሓደ ስኒ ዘውፅአ ህፃን ምውላዱ ተገሊፁ፡፡ መሕረሲ ነርስ ኣብቲ ሆስፒታል ዝኾኑ መንግስቱ ኤባ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ሆስፒታል ሓደ ስኒ ዘውፅአ ህፃን ከምዝተወለደ ንፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኣትው ኣለው mizan mekonen Feb 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሪካ ኣብ መበል 48 ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሃገራትን ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ እናኣተው ይርከቡ፡፡ ሎሚ ናብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሞንጎ ዝኣተዉ ሚኒስትራት ውሽጢ ሚኒስትር…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብቲ ሊግ ን5ይ ተኸታታሊ ዓወት ንምዕዋት… mizan mekonen Feb 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ 26 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ 4 ፀወታታት ከካየድ እዩ። ዌስትሃም ዩናይትድ ኣብ ሜድኣ ምሸት ሰዓት 5፡15 ንማንቼስተር ዩናይትድ ከተአንግድ እያ። ኣብቲ ሊግ ኣብ ዝሓለፈ 4 ተኸታታሊ ፀወታታት ዓወት…
ስፓርት ኣብ ጀርመን ዝደመቐ ፈረንሳዊ ኮኸብ … Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጀርመናዊት ሓያል ጋንታ ባየርን ሙኒክ እገናገበረቶ ኣብ ትርከብ ዕዉት ጉዕዞ ፈረንሳዊ ኮኸብ ማይክል ኦሊሴ ልዑል ግደ እናበርከተ ይርከብ፡፡ ሙኒክ ኣብ ቡንደስሊጋን ሻምፒየንስ ሊግን ጥራሕ ዘመዝገበቶም ሸቶታት ካብ 100 ዝሓለፉ እንትኾኑ፥ በዚ ድማ…
ስፓርት ሃዲያ ሆሳእና ኣብ ልዕሊ ፋሲል ከነማ ዓወት ኣመዝጊባ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን ተስተኻኻሊ ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃዲያ ሆሳእና ንፋሲል ከነማ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘተኻየደ ፀወታ ሃዲያ ሆሳእና ዝተዓወተትላ ሸቶ ሱራፌል ተመስገን ኣብ መበል 60…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ምስ ካውንስል ኣቢያተ ክርስቲያናት ኣመንቲ መንጌል ኢትዮጵያ ተቐራሪቡ ክሰርሕ እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ምስ ካውንስል ኣቢያተ ክርስቲያናት ኣመንቲ መንጌል ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያት ተቐራሪቡ ክሰርሕ እዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንኣጋይሽ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ልባ ከፊታ ኢዳ ዘርጊሓ ክትቕበል እያ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Feb 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ንኣጋይሽ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ልባ ከፊታ ኢዳ ዘርጊሓ ክትቕበል እያ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ሎሚ ዓመት 12 ክፍሊ ሃገራዊ ፈተና ብመርበብ ሓበሬታ ጥራሕ ክውሃብ እዩ mizan mekonen Feb 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መዛዘሚ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 2018 ዓ.ም ሙሉእ ብሙሉእ ብመርበብ ሓበሬታ(ኢንቴርኔት) ንምሃብ ቅድመ ምድላዋት ይካየድ ከምዘሎ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ከምዝበልዎ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝቕፅል መረፃ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮን ጉዱኣት ኣካልን ንምዕባይ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ፣ ጉዱኣት ኣካልን ኣረጋውያንን ትርጉም ብዘለዎ ደረጃ ንምዕባይ ብትኹረት እናተሰርሐ ይርከብ ኢለን ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)፡፡ ኣብ ጉዳይ ተሳትፎ መረፃ…