ኢትዮጵያ እናተግበረቶ ትርከብ ናይ ሪፎርም ስጉምቲ ንኢኮኖሚያዊ ዕቤት እታ ሃገር ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣለዎ – ኣይ ኤም ኤፍ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እናተግበረቶ ትርከብ ናይ ሪፎርም ስጉምቲ ንኢኮኖሚያዊ ዕቤት እታ ሃገር ልዑል ኣበርክቶ ኣለዎ ኢሉ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ)።
ኣብ መንጎ ሚኒስቴር እቶት ኢትዮጵያን ተወከልቲ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ)ን…