ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ዘገየ ኣስፋው ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም Gebremariam Weldegerima May 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ዘገየ ኣስፋው ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም፡፡ ኮሚሽነር ዘገየ ኣስፋው ኣብ ሚኒስቴር ሕርሻ ካብ 1968–1970 ዓ.ምን ካብ 1983 - 1984 ዓ.ም ብሚኒስትርነት ኣገልጊሎም። ከምኡ እውን ኣዋጅ መሬት…
ስፓርት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፍሉ መበል 24 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ውድድር ሻምፒዮና mizan mekonen May 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፍሉ መበል 24 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ሎሚ ውድድር ሻምፒዮና ክጅምር እዩ። መበል 24 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ትማሊ ምሸት ብዓብዩ ስነ ስርዓት ብዕሊ ምኽፋቱ ይዝከር። ኣብ ፈላመይቲ ዕለት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ናይሮቢ ኣትዩም mizan mekonen May 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ ንጉሆ ናብ ናይሮቢ ኬንያ ኣትዮም። ብመሰረት ፀብፃብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዝገለፆ፤ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ፎርዋርድ ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ናይሮቢ ኬንያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ክልቲኣዊ ዘተ ኣካይደን mizan mekonen May 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ክልተኣዊ ዝምድናአን ዝያዳ ንምጥንኻር ዘኽእል ዘተ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣካይደን። ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ዝምራሕን ኣማኻሪ ጉዳያት ኢኮኖሚ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ግርማ ብሩ፣ ዋና…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ቻይና ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም Gebremariam Weldegerima May 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብዚ ሰሙን ዕላዉ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ቻይና ከምዘምርሑ ተሓቢሩ፡፡ ድሕሪ ዓሰርተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ኣብ ቻይና ዑደት እንትገብር እዚ ፈላማይ ምዃኑ ዝተገለፀ እንትኸውን፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀዳማይ ቁልዕነት ንዓለም ለኸ ተሞክሮ ዝኸውን ስራሕ ተካይዱ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen May 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀዳማይ ቁልዕነት ንዓለም ለኸ ተሞክሮ ዝኸውን ስራሕ ተሰሪሑ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸብሉ መርሃ ግብሪ ምጅማር ዓለም ለኸ…
ስፓርት ኣብ ማራቶን ሞሮኮ ራባት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima May 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ራባት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ብዓብላልነት ተዓዊቶም፡፡ ኣብ ምድብ ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ቦኪ ዲሪባ 2 ሰዓት 7 ደቒቕን 52 ሰኮንድን ብምእታው ውድድሩ ብዓወት ዛዚሙ፡፡ ኣትሌት ቶልቻ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሕንነት ህፃናት ዘመሓይሹ መርኃ ግብሪታት ውሕስና ህንፀት ወለዶ ኢዮም – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima May 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኢትዮጵያ ዝጀመረቶም ድሕንነት ህፃናት ዘመሓይሹ ብሄራዊ መርሃ ግብሪታት ውሕስና ህንፀት ትውልዲ ኢዮም ኢሎም። ስነ ስርዓት ምጅማር ዓለም ለኸ ቀዳማይ ቁልዕነት ተኻይዱ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንክሌማዊ ለውጢ ዝሃበቶ ምላሽ – ሓምለዋይ ኣሰር Gebremariam Weldegerima May 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለምና ኣብዚ ሕዚ እዋን እናፈተኑ ካብ ዝርከቡ ጉዳያት ክሌማዊ ለውጢ ዘስዐቦም ፅዕንቶታት ብቕድሚት ስርዑ። ኢትዮጵያ ንክሌማዊ ለውጢ ምላሽ ዝህብ ስጉምቲ ጀሚራ ዝተፈላለዩ ተግባራት እያናወገነት ትርከብ። ካብ ሞንጎ እዞም ተግባራት ጭቡጥ ለውጢ…
ስፓርት አርሰናል ንወስትሃም ብምስዓር ናብ ፅዋዕ ትገብሮ ጉዕዞ ኣለምሊማ Gebremariam Weldegerima May 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ንዌስትሃም ዩናይትድ 1 ን 0 ብዝኾነ ፀቢብ ውፅኢት ብምዝዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ፡፡ ምሸት ሰዓት 12፡30 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ኣርሰናል ዝተዓወተትላ ብሕታዊትሰቶ ሊያንድሮ ትሮሳርድ…